Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 49 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 49 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከድር ጀዋር ንሚኒስትር ዴኤታ ማርታ ሊዊጅ ኣረኪቦም። ከንቲባ ከድር፥ ኣብ ክልተ ዙር ዝተፈላለዩ ደገፋት…

 “ግድበይ ኣብ ክርዓተይ” ብዝብል ማይ ዝናብ ናይ ምዕቛር ፕሮጀክት ብወግዒ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ግድበይ ኣብ ክርዓተይ" ብዝብል ማይ ዝናብ ናይ ምዕቛር ፕሮጀክት ስራሕ ብወግዒ ተጀሚሩ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ፥ እቲ ፕሮጀክት ማይ ካብ ዚንጎ ብምዕቋር ኣብ ረብሓ ናይ ምውዓል ከምዝኾነ ገሊፆም። እቲ ፕሮጀክት…

ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘፋልጥ መድረኽ ኣብ ቶኪዮ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘፋልጥ መድረኽ ኣብ ጃፓን፣ ቶኪዮ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን “ዎዳ የግል ኢንዱስትሪ ፓርክ”ን ብሓባር ዘሰናድእዎ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ ምቅንብባር ግብርና፣ ሕትመት፣ ፋርማሲቲካል፣…

ንቐፃሊ ንሓደጋ ውሕጅ ተቓላዕቲ ኣብ ዝኾኑ ከባብታት ቅልጡፍ ስራሕ ክስራሕ ከምዝግባእ ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ዓፋር ንሓደጋ ውሕጅ ተቓላዕቲ ኣብ ዝኾኑ ከባብታት ዝሓሸ ቅልጡፍ ስራሕቲ ምክልኻል ክስራሕ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣተሓሳሲቦም፡፡ ኣብ ክልል ዓፋር ብውሕጅ ዘጋጥሙ ሓደጋታት…

እንግዶት ሕብረት ኣፍሪካ መንግስቲ ቅድመ ሐዚ ዘቕረቦም ቅዋማት ዝሓለወ ኢዩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ ሓበሬታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሂቡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ፥ ሕብረት ኣፍሪካ ዘተ ሰላም ዝመርሑ ኣካላት፣ ዕለትን ቦታን ብምግላፅ እቲ ዘተ ሰላም ንክጅመር ዕላዊ ፃውዒት ኣቕሪቡ ኣሎ ኢሉ።…

ዞባ ደቡብ ወሎ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 41 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባ ደቡብ ወሎ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 41 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ኣብቲ ዘባ ካብ ዘለዋ ኩለን ወረዳታትን ምምሕዳራት ከተማን ዝተኣከበ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ ግንባር ንዝርከቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምርካብ…

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ካቢኔ ከተማ ድሬዳዋ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ካቢኔ ከተማ ድሬዳዋ ዘቲየን። እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ዕድል ስራሕን ሰላም ኢንዱስትሪን ዝጠመቱ ዛዕባታት ብዝምልከት ልዝብ ከምዝተገበረሉ ተዛሪበን።…

ፓርላማ ሩሲያ ኣርባዕተ ግዝኣታት ዩክሬን ነበር ኣካል ግዝኣት ሩሲያ ብምግባር ተቐቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርላማ ሩሲያ ኣርባዕተ ግዝኣታት ዩክሬን ነበር ኣካል ግዝኣት ፌዴሬሽን ሩሲያ ብምግባር ተቐቢሉ። ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን፥ ግዝኣት ዶኔስክ፣ ሉሃንስ፣ ኬርሰንን ዛፖሮዢየን ኣካል ሩሲያ ንክኾና ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ኣመሓደርቲ እተን ገዝኣታት…

መበል 11 ፓናል ዘተ “ስለ ኢትዮጵያ” ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 11 ፓናል ዘተ “ስለ ኢትዮጵያ” ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ፡፡ እቲ ፓናል ዘተ “ስዓራይ ህዝቢ ስለ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘድሃበ እዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ዘተ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ፥ ኣብ ቤት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሙዚየም ሳይንስ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሙዚየም ሳይንስ መሪቖም ከፊቶም። እቲ ሀንፃ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መንጎ ቤተ መንግስትን ሆቴልን ሸራተንን ኣብ ዘሎ ቦታ ዝተሃነፀ ብዓይነቱ ሓዱሽ ዝኾነ ሙዚየም ሳይንስን ስነ ጥበብን ኢዩ ተባሂሉ። ናይቲ ሙዚየን…