ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ ንምዝዛም ተወሳኺ 60 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ተገሊፁ Desta Sep 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንምዝዛም ተወሳኺ 60 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክት ኢንጂነር ክፍሌ ሆሮ ገሊፆም። ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኣተሓባባሪ ህዝባዊ ተሳትፎ እቲ ግድብ መበል 14 ጉባኤኡ ኣሳሊጡ። ኣብቲ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ምስ ዩንቨርስቲ ኣምቦ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ Desta Sep 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩንቨርስቲ ኣምቦ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠውን ፕሬዚዳንት ዩንቨርስቲ ኣምቦ ዶክተር ባይሳ ለታን ኣብቲ ሰነድ ክታሞም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰላም ኣብ ክልላት ይኽበር ኣሎ Desta Sep 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ብብርኪ ሃገር “ሰላም ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ይኽበር ኣሎ። ስለዝኾነ እቲ መርሃ ግብሪ መዓልቲ ሰላም ኣብ ክልላት ዓፋር፣ ሃረሪ፣ ደቡብ ይኽበር ኣሎ። ረእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ፥ “ሰላም ንኢትዮጵያ” ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብምግቢ ዓርሳ ንክትክእል ዝተሓንፀፀ ራእይ ንምዕዋት ብሓባር ክስራሕ ኢዩ-ኢ/ር ኣይሻ መሓመድ Desta Sep 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2015 ዓ.ም ኢትዮጵያ ብምግቢ ዓርሳ ንክትክእል ዝተሓንፀፀ ራእይ ንምዕዋት ብሓባር ክስራሕ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ገሊፀን። ኢንጂነር ኣይሻ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክእኣል፣ ምክብባር፣ ምምህሃርን ፍልጠትን ፍልፍላት ሰላም ኢዮም -ፕሬዚዳነት ሳህለወርቅ Desta Sep 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክእኣል፣ ምክብባር፣ ምምህሃርን ፍልጠትን ፍልፍላት ሰላም ኢዮም ክብላ ፕሬዚዳነት ሳህለወርቅ ዘውዴ ተዛሪበን። ሎሚ መዓልቲ ብብርኪ ሃገር “ሰላም ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል መዓልቲ ሰላም ይኽበር ኣሎ። እዚ መዓልቲ ብዝምልከት መልእኽቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ንሰላም ሃገሮም ንክሰርሑ ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ፃውዒት ኣቕሪቦም Desta Sep 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ሰላም ንሓድነትን ምዕባለን ዘለዎ ዋጋ ብምግንዛብ ንሰላም ሃገሮም ንክሰርሑ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ሚኒስትር 3 ጳጉሜን መዓልቲ ሰላም ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እዚ ዕለት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኡራኤል ናብ ወሎ ሰፈር ዝወስድ መገዲ “መገዲ ሰላም” ብምባል ተሰይሙ Desta Sep 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ኡራኤል ናብ ወሎ ሰፈር ዝወስድ መገዲ “መገዲ ሰላም” ብምባል ሰይሙ። እቲ መገዲ ስያመ ዝተውሃበ፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ሰላም ምኽኒያት ብምግባር ኢዩ ተባሂሉ። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ዕላማ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዶበን ካብ ራዕዲን ካልኦት ገበናትን ንምንፃህ ብሓባር ይሰርሓ ከምዘለዋ ኣፍሊጠን Desta Sep 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዶበን ካብ ራዕዲን ካልኦት ገበናትን ንምንፃህ ብሓባይ ይሰርሓ ከምዘለዋ ኣፍሊጠን። ኮሚሽነር ጄነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ምስ ዳይሬክተር ጄነራል ብሄራዊ ፖሊስ ጂቡቲ ኮሎኔል አብዱረህማን አሊ ተዛቲዮም።…
ቢዝነስ ኣሊባባ ግሩፕን ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ስምምዕነት ምትሕብባር ኣካይዶም Desta Sep 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሊባባ ግሩፕን ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ንመሃዝቲ ስራሕ ስልጠና ንምሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ኣካይዶም። እቲ ስምምዕነት፥ ኣሊባባ ግሩፕ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ፈጠርቲ ስራሕ ቴክኖሎጂ ስልጠና ንምሃብ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ብተወሳኺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 83 ተቓላዕቲ ፍልሰኛታት ካብ ጂቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta Sep 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣብቲ ዓዲ ምስ ዝርከብ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምዃን 83 ተቓላዕቲ ፍልሰኛታት ካብ ጂቡቲ ናብ ሃገሮም መሊሱ። እቲ ኤምባሲ ሰነድ ጉዕዞ ብምስንዳእን ግንዛበ ብምሃብን እቶም ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንክምለሱ…