Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት  ዊሊያም ሩቶ ኣብ ሙዚየም ሳይንስ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ  ዊሊያም ሩቶ ኣብዚ ሰሙን ዝተመረቐ ሙዚየም ሳይንስ ዑደት ኣካይዶም። ኣብቲ ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሩቶ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ሃገራዊ ጉዳያት ዘድሃበ ኢዩ። ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኻር ከምዘድሊ እቶም መራሕቲ ተዛሪቦም። ፕሬዚዳንት…

ሳፋሪኮም መጀመሪ መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ኣገልግሎት ኔትዎርክ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም መጀመሪ መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ኣገልግሎት ኔትዎርክ ኣካይዱ። ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ኣብ ኣዱስ ኣበባ ኣብ ዘሳለጦ መጀመሪ መርሃ ገብሪ ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ ኣገልግሎቱ ከምዝጀመረ ዕላዊ ገይሩ። ኣብቲ ስነርዓት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ትካልን…

ዩኒቨርሲቲታት ንብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዝገበርዎ ምድላው ዘሕጉስ እዩ -ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ንብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ  ዝገበርዎ ምድላው ዘሕጉስ ምዃኑ  ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ተዛሪቦም፡፡ እቶም ሚኒስትር ዩኒቨርስቲ ሳይንስና ቴክኖሎጂ ኣዳማ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ንምሃብ ዝገበሮ ምድላው ዑደት…

ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ኣምባሳደር ካናዳ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ኣምባሳደር ካናዳ ስቴፋን ጆቢን ኣብ ጉዳይ ርክብ ክልቲኤን ሃገራት ኣድሂቦም ዘትዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ፤ኢትዮጵያ ፖለቲካን ካልኦት ዝኣመሰሉን ብርጉእ መንገዲ ብምይይጥን ዘተን…

ኣይተ ደመቀ ንተበፃሕነት  ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ዓለም ለኸ ጥምረት ክታበታት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንተበፃሕነት ክታበታት ምስ ዝሰርሑ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ዓለም ለኸ ጥምረት ክታበታት (ጋቪ) ሴዝ በርክሌይ ጋር ዘቲዮም። ኢትዮጵያ ካብ 2021 ክሳብ 2025 ኣቆፃፅራ…

ሰሜን ኮሪያ ተወሰኽቲ ባላስቲክ ሚሳኤላት ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ተወሰኽቲ ሓፂር ርሕቀት ባላስቲክ ሚሳኤላት ሎሚ መዓልቲ ኣወንጪፋ። ኣሜሪካ ተዋጋእቲ ወተሃደራታን ኣፅዋር ኲናት ዝስከም መርከባን ኣብ ኣብ ልሳነ ምድሪ ኮሪያ መውፋራ ስዒቡ ኢዩ ተወሳኽቲ ሓፂር ርሕቀት ባላስቲክ ሚሳኤላት ዘወንጨፈት…

ርክብ ኢትዮጵያን ኬኒያን ኣብ ሓበራዊ ኣብ ፅኑዕ ሰረት ዝተሃንፀ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ንዝመፅኡ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሩቶ ተቐቢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ መንጎ ከልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ…

ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኣቪዬሽን ምስ ሩሲያ፣ ቻይና፣ ህንድን ጣሊያንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኣቪዬሽን ምስ ሩሲያ፣ ቻይና፣ ህንድን ጣሊያንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዓ። ሚኒስትር ትራንስፖትን ሎጂስቲክስን  ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣብ ካናዳ ምስ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 41ዓለም ለኸ ጉባኤ ስቪል ኣቬሽን ጎኒ ንጎኒ ምስ…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ካልኣይ ዓመት ፈላማይ ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ። እቲ ቤት ምኽሪ ካብ 30 መስከረም ክሳብ 1 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ከመዝካየድ ተሓቢሩ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ ቤት ምክሪ…