Fana: At a Speed of Life!

ውህደት ዞባዊ ፕሮጄክት ዲጂታል ኢኮኖሚ ምብራቕ ኣፍሪካ ናብ ተግባር ንምእታው ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ፣ ደቡብ ሱዳንን ሶማሊያን ውህደት ዞባዊ ፕሮጄክት ዲጂታል ኢኮኖሚ ምብራቕ ኣፍሪካ ናብ ተግባር ንምእታው ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጠን። እቲ ዘተ ሰለስቲአን ሃገራት ናብ ቀፃሊ ከይዲ ንምስጋር ዘለዎን ደረጃ ንምፍላይ. ድልየተን…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ፋውንዴሽን ዲቦራ ዝተሃነፀ መዋእለ ህፃናት መሪቐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ፋውንዴሽን ዲቦራ ዝተሃነፀ መዋእለ ህፃናት ሎሚ መዓልቲ  መሪቐን። ኣብ ከተማ ለገጣፎ ለገዳዲ ዝተሃነፀ እቲ መዋእለ ህፃናት ትሸዓተ መምሀሪ ክፍሊን ካልኦት ምምሕዳር ቢሮታትን ዝሓዘ እዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብቲ…

ኮሌጅ ቴክኒክ ፖሊ ተግባረ-ዕድ ኣዲስ ኣበባ መበል 80 ዓመቱ ኣኽቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሩያት ሰብ ሞያን ዓበይቲ ሰባትን እናምሀረ ዝነበረ ኮሌጅ ቴክኒክ ፖሊ ተግባረ-ዕድ ኣዲስ ኣበባ መበል 80 ዓመቱ ሎሚ መዓልቲ ኣኽቢሩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ክእለትን ስራሕን ሙፈሪሃት፤መካየዲ ስራሕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጥራቱ በየነን…

ፓርትታት ፖለቲካ ኣብ ካበብያዊ መረፃ ብንቕሓት ንክሳተፉ ብሄራዊ ቦርዲ መረፃ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርትታት ፖለቲካ ኣብ ካበብያዊ መረፃ ብንቕሓት ንክሳተፉ ብሄራዊ ቦርዲ መረፃ ሓቲቱ። እቲ ቦርዲ መረፃ ንመበል ሓምሻይ ዝካየድ ከባብያዊ መረፃ ኣብ ማሕቖፍ ሕጊን ኣፈፃፅማን ዝገበሮ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ ምስ ፓርትታት ፖለቲካ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ…

ኣይተ ርስቱ ይርዳ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝተዳለወ መንበሪ መደር ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ደቡብ ርስቱ ይርዳ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝተዳለወ መንበሪ መንደር ሎሚ ዑደት ገይሮም። ኣብ ዞባ ጋሞ ቅድሚ ሐዚ ብተደጋጋሚ ብምኽንያት ዘጋጠመ ምህማም መሬትን ሓደጋ ውህጅን ህይወት 37 ሰባት እንትሓልፍ፤ ልዕሊ 2 ሽሕን 91 ሰባት ድማ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዓውዲ ባንኪ ንኢንቨስተራት ወፃኢ ክፉት ንምግባር ዝቐረበ ረቂቕ ፖሊሲ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዓውዲ ባንኪ ንኢንቨስተራት ወፃኢ ክፉት ንምግባር ዝቐረበ ረቂቕ ፖሊሲ ብምፅዳቕ ኣብ ስራሕ ንክውዕል ወሲኑ። ኣገልግሎት እቲ ዓውዲ ብፍልጠትን ቴክኖሎጂን ንምድጋፍ፣ ኢኮኖሚ ሃገርና ምስ ዕዳጋ ዓለም ዘለዎ ምትእስሳር ናብ ዝሓሸ…

ኣይተ ርስቱ ይርዳ ንዝተመዛበሉ ወገናት ኣብ ዝተዳለወ መንበሪ መደር ዑደት ገይሮም 

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ርስቱ ይርዳ ንዝተመዛበሉ ወገናት ኣብ ዝተዳለወ መንበሪ መንደር ሎሚ ዑደት ገይሮም። ኣብ ዞባ ጋሞ ቅድሚ ሐጂ ብተደጋጋሚ ብምኽንያት ዘጋጠመ ምህማም መሬትን ሓደጋ ውህጅን ህይወት 37 ሰባት እንትሓልፍ፤ ልዕሊ 2 ሽሕን 91…

ኣብ ዝኾነ ቦታ ዝርከብ ፈታዊ ሰላም ኢትዮጵያዊ መንግስቲን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ይዋፅእዎ ዘለዉ ሞራላዊን ሕጋዊን ግቡኦም ንክሕግዝ  ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝኾነ ቦታ ዝርከብ ፈታዊ ሰላም ኢትዮጵያዊ መንግስቲን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምምካት ይዋፅእዎ ዘለዉ ሞራላዊን ሕጋዊ ግቡኦም ንክሕግዝ ዓለም ለኸ ጥምረት ትሓለቕቲ ኢትዮጵያውያን ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡ ኣብ ሃገራት…

ህወሓት ሓገዝ ንወተሃደራዊ ዕላማ ምጥቃም ፍፁም ተቐባልነት ኣይብሉን-ሴናተር ማርክ ዋርነር

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ሓገዝ ንወተሃደራዊ ዕላማ ናይ ምጥቃም ሓደገኛ ኣካይዳ ፍፁም ተቐባልነት ከምዘይብሉ ኣካቢ ሴናተር ጉዳያት ድሕንነት ኣሜሪካ ማርክ ዋርነር ገሊፆም። እቶም ሴናተር፥ ጎንፂ ደው ብምባል ናብ ሰላማዊ መገዲ ምምላስ ይግባእ ኢሎም።…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ናብ ሩዋንዳ ክተምርሕ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ (ዋሊያታት) ናይ ካፍ መልሲ ግጥም ንምክያድ ሎሚ መዓልቲ ናብ ሩዋንዳ ክተምርሕ ኢያ። ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዝቕፅል ሰንበት ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሩዋንዳ ናይ መልሲ ግጥማ ክተካይድ ኢያ፡፡ እታ…