ቢዝነስ ኢትዮጵያ ብመናእሰይ ፈጠራ ስራሕ ፈታሕቲ ፀገም ኣብ ሪጋ ተወዳደርቲ ሃገራት ተሰሪዓ Desta Oct 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብመናእሰይ ፈጠራ ስራሕ ፈታሕቲ ፀገም ኣብ ሪጋ ተወዳደርቲ ሃገራት ከምዝተሰርዐት ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ገሊፁ። ኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ምህዞ ሓሳብ መናእሰይ ቀፃልነት ዘለዎ ህንፀት ትውልዲ ካብ መንጎ ዝተወዳደሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሌጅ ጥዕናን ሳይንስ ሕክምናን ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ኣብ መበል 25 ዙር ስነ-ስርዓት ምረቓ 453 ተምሃሮ ኣመሪቑ Desta Oct 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ጥዕናን ሳይንስ ሕክምናን ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ኣብ መበል 25 ዙር ስነ-ስርዓት ምረቓ 453 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ካብ መንጎ እዚኦም 175 ዶክተራት ሕክምና እንትኾኑ እቶም ዝተረፉ ድማ ብናይ ካልኦት ጥዕናን ሳይንስ ሕክምና ዝሰልጠኑ ምዃኖም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብሰላም ከምዝተኸበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ Desta Oct 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብሰላም ከምዝተኸበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ በዓል ብሰላም ንክኽበር ግደኦም ዝተዋፅኡ ኣካላት ኩሎም አመስጊኑ። ኣባ ገዳታት ፣ ሃደ ሲንቄታት፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣጋይሽ፣በፃሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብሰላም ተኸቢሩ ምዝዛሙ ዕዙፍ ዓወት ኢዩ- ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ Desta Oct 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብሰላም ተኸቢሩ ምዝዛሙ ዕዙፍ ዓወት ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። ኣይተ ሽመልስ፥ ክብሩ ሓሊዩ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያዊያን ሓድነትን ሕውነትን ብምጥንኻር ደሚቑ ንክኽበር ንዝሓገዘና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ኢሬቻ “ሆረ ፊንፊኔ ” ብዝማዕረገን ዝደመቐን መገዲ ብሰላም ከምዝተኸበረ ኣፍሊጠን Desta Oct 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸበረ በዓል ኢሬቻ "ሆረ ፊንፊኔ " ብዝማዕረገን ዝደመቐን መገዲ ብሰላም ከምዝተኸበረ ከንቲባ እታ ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ኣፍሊጠን። ንመበል ራብዓይ ግዘ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸበረ እቲ በዓል፥ ብሚሊየን ዝቑፀር ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰረት ሕውነት ብምስፋሕ ምትእስሳር ኣፍሪካ ምጥንኻር ይግባእ ተባሂሉ Desta Oct 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰረት ሕውነት ብምስፋሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምትእስሳር ኣፍሪካ ምጥንኻር ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ ገሊፆም። ብሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ዝተዳለወ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓመታዊ ክብረ በዓል ንግሰት ግሸን ደብረ ከርቤ ይካየድ ኣሎ Desta Oct 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ክብረ በዓል ንግሰት ግሸን ደብረ ከርቤ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ በዓል 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ጎብነይቲ ከምዝተሳተፉ ቤት ፅሕፈት ባህሊን ቱሪዝምን ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ኣምባሰል ገሊፁ። ሰዓብቲ እምነት ኦርቶዶክስ ሃይማኖታዊ ስርዓት ብዝሓለወ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ኤምባሲታት ወፃኢ ዓዲታት ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Oct 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ኤምባሲታት ወፃኢ ዓዲታት ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኤምባሲ ኣሜሪካ፣ ኔዘርላንድስን ፈረንሳይን ሎሚ ዓመት ንዝኽበር ዘሎ ኢሬቻ በዓል ኢዮም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ Desta Oct 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዙሓት ዕዱማት ኣብ ዝተረኸቡሉ ይኽበር ኣሎ። በዓል ኢሬቻ ኣብ ዓመት ክልተ ግዘ ዝኽበር እንትኸውን÷ ካብ መከራ ናብ ተሰፋ ካብ ፀልማት ናብ ብርሃን ምስግጋሩ ኣመልኪቱ ንፈጣሪ ምስጋና ዝቐርበሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዳማ ኣፅዋራት ኲናት ሓዊሱ 82 ልኡኻት ጉጅለታት ግብረ ራዕዲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Sep 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣፅዋራት ኲናት ሓዊሱ 82 ልኡኻት ጉጅለታት ግብረ ራዕዲ ሸኔን ህወሓትን ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ቤት ፅሕፈት ፀፅታን ምምሕዳርን እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት መኩሪያ ድንቁ፥ ልኡኻት ጉጅለታት ግብረ ራዕዲ ሸኔን…