Fana: At a Speed of Life!

ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ኢትዮጵያ ኣብ ግድብ ህዳሰን ኣብ ጉዳይ ኲናት ሰሜንን ቅዋማ ዘረደአትሉ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ)ኢትዮጵያ ኣብ ግድብ ህዳሰን ኣብ ጉዳይ ኲናት ሰሜንን ቅዋማ ዘረደአትሉ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት…

ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ሎሚ ክፍፀም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ሎሚ 19 መስከረም 2015 ዓ.ም ክፍፀም ኢዩ። እቲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ሰዓት 10 ኣብ ኣርባዕተ ኪሎ ዝርከብ ካቴድራል ቅድስት ስላሴ ቤተ ክርስቲያን ከምዝፍፀም ተሓቢሩ፡፡ ካብ መንበሪ ገዝኡ…

ፕሬዚዳንት ሶማሊያ  ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ኣብ ኢመደኣ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ  ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ኣብ ምምሕዳር ኢንፎርሞሽን መረብ ድሕንነት (ኢመደኣ) ዑደት ኣካይዶም። ዋና ዳይሬክተር እቲ ምምሕዳር ሰለሞን ሶካ ነቶም ፕሬዚዳንትን ኣባላት ጉጅለ ልኡኽን ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ናይቲ ምምሕዳር ማእኸል…

ፕሬዚዳንት ኬንያ  ዊሊያም ሩቶ ሓዱሽ ካቢኔ ኣጣይሾም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ  ዊሊያም ሩቶ 22 ኣባላት ዘለዎ ሓዱሽ ካቢኔ ኣጣይሾም። ዊሊያም ሩቶ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ምክትል ፕሬዚዳንት ሪጋቲ ጋቻጓን ከምዝሸሙ ሓቢሮም። እቶም ምኝክትል ፕሬዚዳነት ኣቦ መንበር ርክብ መንግስቲን መንግሥታዊ…

ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሙ ንኸዓቢ ዝሕግዙ መገዲታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ክዓቢ ምግባር ብሕማም ከይንጥቃ ይሕግዘና። ሰብ ሞያታት ሕክምና፥ ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ንምዕባይ ካብ ኣመጋግባ ጀሚሩ ስሩዕ ዝኾነ ኣነባብራ ህይወት ክንክተል ከምዝግባእ ይምዕዱ። ኣመጋግባ…

ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ኣብ ፃንሒቶም ኣብ ክልቲኣዊን ካልኦት…

ኢትዮጵያ ኣብ ካልኣይ ኩለ መዳይ ድሕንነት ቁፅፅር ኦዲት ዓለም ለኸ ሽልማትን ኣፍልጦን ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ካልኣይ ኩለ መዳይ ድሕንነት ቁፅፅር ኦዲት ዓለም ለኸ ሽልማትን ኣፍልጦን ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ረኺባ። ኣብ ካናዳ ሞንትሪያል ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 41 ጉባኤ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ኢዩ እቲ ሽልማት ተረኪባ። እቲ…

ዘይምርድዳእ ብዕርቀ ሰላም ብምዕፃው ብፍቕሪን ሰላምን ካብ ምንባር ዝሓሸ ካሊእ ኣማራፂ የለን-ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይምርድዳእ ብዕርቀ ሰላም ብምዕፃው ብምክብባርን ምትሕስሳብን ብፍቕሪን ሰላምን ካብ ምንባር ዝሓሸ ካሊእ ኣማራፂ የለን ክብሉ ፓትሪያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተሽከርከርቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኲናት ምጥቃም ቀፂሉሉ ኣሎ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተሽከርከርቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኲናት ምጥቃም ቀፂሉሉ ኣሎ ከብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ መንግስቲ ተገዲዱ ዝኣተዎ ኲናት ሰሜን ብሰላም ንምዝዛምን ንክልል ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ…

ካብ ምፅላእ ምፍቓር፣ ካብ ምድፍፋእ ምቅርራብ ካብ ባዕልኻ ሓሊፉ ንሰባት ምሕሳብ ካብ ስራሕቲ መስቀል ክንመሃር ኣለና–ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩላትና ካብ ምፅላእ ምፍቓር፣ ካብ ምድፍፋእ ምቅርራብ ካብ ባዕልኻ ሓሊፉ ንሰባት ምሕሳብ ካብ ስራሕቲ መስቀል ክንመሃር ኣለና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። በዓል ዳመራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ብድሙቕ…