Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያ ናብ ኣውሮፓ ዝኸይድ ቀንዲ መተሓላለፊ መስመር ነዳዲ ዓፂያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ናብ ኣውሮፓ ዝኸይድ ቀንዲ መተሓላለፊ መስመር ነዳዲ ንሰለስተ መዓልታት ከምዝዓፀወት ተገሊፁ። ከም ሓበሬታ ጋዝፕሮም፥ እቲ ዝተቛረፀ ኣቕርቦት ነዳዲ “በኖርድ ስትሪም1” መተሓላለፊ መስመር ነዳዲ “ገና ስለዘድሊዮ ኢዩ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ…

ልዕሊ 81 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 81 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። ኮሚሽን ጉምሩክ ከምዝበሎ፥ እቶም ናውቲ ኣብ ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ሃዋሳ፣ ድሬዳዋን ኣዳማን ኢዮም ተታሒዞም። ኣብ ቁፅፅር ካብ ዝወዓሉ፥ ኣልባሳት፣ ነዳዲ፣…

ኣይተ ሙስጠፌ ምስ ሉኡኻት ደቡብ ኮሪያን ትካል ምግቢ ዓለምን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ከልል ሱማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ላዕለዋይ ሉኡኻት ኣመራርሓ ደቡብ ኮሪያን ትካል ምግቢ ዓለምን ተዛቲዮም። ኣይተ ሙስጤፌ፥ ኣብቲ ክልል ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ሰብኣዊ ደገፍ ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም። ኣባላት ፓርላማ ደቡብ…

ሓዱሽ ዓመት ንዓወት ዘብፅሑና ክብሪታት ብምጥንኻር ኢና ንቕበሎ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት ንዓወት ዘብፅሑና ተመክሮታትን ክብሪታትን ብምጥንኻር ፈተናታት ብዓወት ንምዝዛም ዘኽእሉ ዕድላት ብምፍጣር ኢና ንቕበሎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት ከበደ ዴሲሳ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…

ኣሜሪካ ንታይዋን ምጥንቃቕ ደው ንክተብል ቻይና ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንታይዋን ምጥንቃቕ ደው እንተዘይኣቢላ  ቻይና ስጉምቲ ከምእትወስድ ኣፍሊጣ። ምምሕዳር ባይደንን 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ዝግመት ሽይጣት ኣፅዋር ኲናት ንታይዋን ንምቕራብ ሕጊ መውፅኢ ኣካል ኣሜሪካ ንምሕታት ከምዝሃቀነ ፖሊቲኮ ኣተሓሳሲቡ።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣልጀርስ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣልጀርስ ዝነበሮም ፃንሒት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብታ ሃገር ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት ኣብዱል መጅድ ታቡኔ ብምርኻብ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ…

1 ሺሕን 30 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 30 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ንተመለስቲ ዜጋታት ኣድላዪ ደገፍን ክንክንን በምግባር ናብ ዝተዳለወሎም መፅንሒ ማእኸል ከምዝኸዱ ተሓቢሩ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ህወሓት ኲናት ደው ንከብል ማሕበረሰብ ዓለም ፀቕጢ ንክገበር ኤምባሲ ኢትዮጵያ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ኲናት ደው ንከብል ማሕበረሰብ ዓለም ፀቕጢ ንክገበር ቤት ፅሕፈት ቀዋሚ ልኡኽ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሕብረት ኣውሮፓ ሓቲቱ። እቲ ኤምባሲ ኣብ ትዊተር ሒሳቡ፥ መንገስቲ ኢትዮጵያ ብዘይ ምንም ቅድመ ኩነት ንስምመዕነት ሰላም ብዘይምቁራፅ ፃውዒት…

ዓለም ለኸ መበል ራብዓይ ኣኼባ ኮሚቴ ቀጣና ኣፍሪካ ኣልያን ሶላር ኣበ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መበል ራብዓይ ኣኼባ ኮሚቴ ቀጣና ኣፍሪካ ኣልያን ሶላር ኣበ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እቲ ኣኼባ ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረት ብኣካል ዝራኸባሉ ፈላማይ መድረኽ አነትኸውን፥ ምስ ሚኒቴር ማይን ኢነርጂን መነገስቲ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ኣብደልመጂድ ታቡን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፕሬዚዳንታዊ ቤተ መንግስቲ ኣልጀርስ እንትበፅሑ ብፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኣብደልመጂድ ታቡን ኣቀባብላ ተገይሩሎም። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…