Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣልጀርስ ኣብ ዝርከብ  ፋብሪካ መድሓኒት ሳይዳል ዑደት ገይሮም

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣልጀርስ ኣብ ዝርከብ  ፋብሪካ መድሓኒት ሳይዳል ዑደት ገይሮም ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣልጀርስ ኣብ ዝርከብ  ፋብሪካ መድሓኒት ሳይዳል ዑደት ገይሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብታ ሃገር…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ዝጠመተ ንተወከልቲ ማሕበረሰብ ዓለም መብርሂ ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ዝጠመተ ንተወከልቲ ማሕበረሰብ ዓለምን ሓለፍቲ ሰላምን ፀፅታን ከምኡውን ንወተሃደራዊ ኣመራርሓታት ዝተፈላለያ ሃገራት መብርሂ ይህብ ኣሎ። ዳይሬክተር ጀነራል ርክብ ወፃኢን ወተሃደራዊ ትሕብብርን ሰራዊት…

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ተሓፊራን ተኸቢራን ንክትነብር ኣብ ዝለዓለ ምድላው ይርከብ-ሌ/ጀኔራል ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ክኸፍሉ ዝግባእ መስዋእትነት ብምኽፋል ኢትዮጵያ ተሓፊራን ተኸቢራን ንክትነብር ኣብ ዝለዓለ ምድላው ይርከብ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ተዛሪቦም። ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዓማዊሉ ካብ መደናገርቲ ንባዕልቶም ክሕልዉ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዓማዊሉ መርሃ ግብሪ ሽልማት እናበሉ ተግባር ስርቂ ካብ ዝፍፅሙ  መደናገርቲ ንባዕልቶም ክሕልዉ ኣተሓሳሲቡ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ፥ ናብ ዓማዊል ስልኪ ብምድዋል ኝልማት ከምዝበፅሖም ተዛሪቦም ገንዘብ ንከእትዉ…

ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ፈተና ኣገልግሎት ኔትወርክ ዓማዊል ኣብ ድሬዳዋ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ፈተና ኣገልግሎት ኔትወርክ ዓማዊል ኣብ ድሬዳዋ ከምዘጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ኩባኒያ ብብርኪ ሃገር ኣገልግሎት ንምሃብ ካብ ዝዳለወሉ ኣቐደሙ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ፅሬት ኔት ዎርክን ኣገልግሎትን…

ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ብደቂ ተባዕቲዮ ኣብ ዝተገበረ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ጀማል ይመር 59 ደቒቓን 3 ሰከንድን ብምእታው ቀዳማይ ወፂኡ። ኣትሌት ተስፋሁን ኣካልነው…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣልጀርስ ኣብ ዝርከብ ሙዚየም ሓውልቲ ሰማእታት ዑደት ገይሮም

አዲስ አበባ፣ ነሐሴ 23፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣልጀርስ ኣብ ዝገብርዎ ዘለዉ ዕላዊ ዑደት ስራሕ አብታ ከተማ ኣብ ዝርከብ ሙዚየም ሓውልቲ ሰማእታት ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ቦታ ሕቑፊ ዕንበባ እውን ኣንቢሮም። ኣብ ውሽጢ እቲ ሙዚየም 302 ጫማ ንውሓት ዘለዎ…

ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ከከምኣመፃፅእኡ ምላሽ ይህቦን ይድምስሶን ከምዘሎ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ዝሓለፈ ወፍሪ ህልውና ኣሰላልፋ ፀላኢ ብምግንዛብ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ከከምኣመፃፅእኡ ምላሽ ይህቦን ይድምስሶን ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ሰራዊትና ናይ ዓወት ሰራዊት ኢዩ ብዝብል ኣብ ዝወፅአ መግለፂ፥ ኣብ ዝኾነ…

ህወሓት ህፃናት ኣብ ቅድሚት ብምስላፍ ቀለብ ዓረር ብምግባር ገበን ኲናት ይፍፅም ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መንግስቲ ዝቐረቡ ብዙሓት ኣማራፅታት ሰላም ብምሕሳም ክፍፅሙ ዝፀንሐ ፅሕተራ ብምስፋሕ ኣብ ኣዋሰንቲ ክልልት ዓፋርን ኣምሓራን ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከምዝኸፈተ መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ግብረ ራዕዲ ዝተለመደ ማዕበል ሰብ ብምጥቃም…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝጀመሮ ህዝባዊ ጥፍኣት ማሕበረሰብ ዓለም ከውግዞ ይግባእ-ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ ኤፍ ቢ ሲ(2014 ዓ.ም)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ብዝኸፈቶ ብከበድቲ ኣፅዋራት ዝተደገፈ ህዝባዊ ጥፍኣት ማሕበረሰብ ዓለም ከውግዞ ይግባእ ክብል ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ገሊፁ። እቲ ጉጅለ ቅድመ ሐዚ ብሰለስተ ዙር ብዝኸፈቶ ኲናት ንፁሃን…