ቢዝነስ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ብኢኮኖሚ ንምትእስሳር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Desta Sep 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ብኢኮኖሚ ንምትእስሳር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣሕመድ ሽዴ ብተተካኢ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ታባን ዴንግ ጋይ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም፥ ክልቲአን ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀብፃብ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ዘይእመን፣ ሙያዊ ኣካይዳ ዘይተኸተለን ፖለቲካዊ ዕላማ ዘለዎን ኢዩ- ኣምባሳደር ዘነበ ከበደ Desta Sep 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀብፃብ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ዘይእመን፣ ሙያዊ ኣካየዳ ዘይተኸተለን ፖለቲካዊ ዕላማ ዘለዎን ኢዩ ክብሉ ቀዋሚ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ኣብ ጄኔቫ ኣምባሳደር ዘነበ ከበደ ገሊፆም። ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ዝካየድ ዘሎ ስሩዕ ኣኼባ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀብፃብ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ዘቕረቦ ፀብፃብ ከምዘይቕበልኡ ብዙሓት ሃገራት ገሊፀን Desta Sep 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀብፃብ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ዘቕረቦ ፀብፃብ ከምዘይቕበልኡ ብዙሓት ሃገራት ገሊፀን። መበል 51 ስሩዕ ኣኼባ ሰብኣዊ ቤት ምኽሪ ውድብ ሕቡራት መንገስታት ካብ 2 መስከረም ጀሚሩ ኣብ ጄኔቫ ይካየድ ከምዘሎ ይፍለጥ። እቲ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል መስቀል ክብሩ ሓሊዩ ንክኽበር ሕብረተሰብ ክተሓባበር ሓቲተን Desta Sep 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ መስከረም 12 ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል መስቀል ክብሩ ሓሊዩ ንክኽበር ሕብረተሰብ ክተሓባበር ሓቲተን። ኣብ ኣዲስ ኣበባ እዋናዊ ኩነታትን በዓል መስቀልን ዝጠመተ ህዝባዊ ዘተ ኣብ ኩለን ክፍላተ ከተማ ተሳሊጡ። ኣብ ክፍለ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብን ሕብረት ኣውሮፓን ዘለዋ ርክብ ንምጥንኻር ቁርፀኛ ኢያ -ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta Sep 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኢትዮጵያ ምስ ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብን ሕብረት ኣውሮፓን ዘለዋ ርክብ ንምጥንኻር ቁርፀኛ ኢያ ኢሎም። ኣይተ ደመቀ ጎኒ ንጎኒ ሓፈሻ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀብፃብ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ስነ ምግባር ሙያ ዘይብሉ ኢዩ- ተመራማሪ ዶ/ር ዳርእስከዳር ታዬ Desta Sep 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝወፅአ ፀብፃብ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ስነ ምግባር ሙያ ዘይብሉ ኢዩ ክብሉ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ መራሒ ኢንስቲትዩት ጉዳይ ወፃኢ ተመራማሪ ዶ/ር ዳርእስከዳር ታዬ ገሊፆም። ዶክተር ዳርእስከዳር ታዬ፥ ሰብኣዊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያን ዩክሬንን ልውውጥ ሙርኮኛታት ኲናት ኣካይደን Desta Sep 22, 2022 0 ለኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ዩክሬንን ልውውጥ ሙርኮኛታት ኲናት ኣካይደን። እቶም ሙርከኛታት ቁፅሮም ኣስታት 300 ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ካብ መንጎ እቶም ሙርከኛታት እቶም 10 ምስ ዩክሬን ብምስላፍ ዝዋግኡ ዝነበሩን ናይ ካሊእ ሃገር ወተሃደራት ከምኡውን ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ባጫ ደበሌ ማሕበረሰብ ዓለም መንግስቲ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ሰላም ንክድግፍ ፃውዒት ኣቕሪቦም Desta Sep 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬኒያ ባጫ ደበሌ ማሕበረሰብ ዓለም መንግስቲ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ሰላም ንክድግፍ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣምባሳደር ባጫ ኣብ ኬንያ ንሓላፊት ቤት ፅሕፈት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዘይነብ ሃዋ ባንጉራ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ቀዋሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ንዑ ናይ ሓባር ገዛና ንህነፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ፓነል ዘተ መናእሰይ ይሳለጥ ኣሎ Desta Sep 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ንዑ ናይ ሓባር ገዛና ንህነፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ፓነል ዘተ መናእሰይ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ኣብ ሆቴል ካፒታል ዝካየድ ዘሎ እነትኸውን፥ ብማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴርን ሚኒስትር ባህሊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ባይደን ብሕብረት ኣፍሪካ ዝምራሕ ከይዲ ሰላም ከምዝድግፉ ዝገለፅዎ ሓሳብ ቅዋም መንግስቲ ኢትዮጵያ ኢዩ- ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ Desta Sep 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ሃገሮም ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ንምፍታሕ ብሕብረት ኣፍሪካ ዝምራሕ ከይዲ ሰላም ከምዝድግፉ ዝገለፅዎ ሓሳብ ቅዋም መንግስቲ ኢትዮጵያ ኢዩ ክብሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ ኣፍሊጦም። መበል 77…