Fana: At a Speed of Life!

ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ካብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ዝተውሃበ መግለፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ ኤፍ ቢ ሲ(2014 ዓ.ም)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ። እቲ ክልል ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት መንግስቲን ህዝቢን ኣምሓራ ናይ ባዕሉ ናይ ምልማዕ ዓቕሚ ተጠቒሙ ናይ ባዕሉ ምዕባለ ዘረጋግፀሉ ዕድል ንምጭንጋፍ…

ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ክለኣኽ ዝነበረ ነዳዲ ኣብ ክልል ዓፋር፣ ኢረብቲ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መገዲ ሰላም ብምሕሳብ ዳግም ኲናት ንዝኸፈተ ጉጅለ ግብረ ራዕዲህወሓት ክለኣኽ ዝነበረ ነዳዲ ኣብ ክልል ዓፋር፣ ኢረብቲ ተታሒዙ። ሓይሊ ፀፅታ ክልል ዓፋር ኣብ ቁፅፅር ዘውዓሎ ነዳዲ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንወራር ከምእታዎት ክጥቀመሉ ከምዝነበረ…

ክልል ኦሮሚያ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ኣምሓራን ዓፋርን ብምዃን ሉእላውነት ኢትዮጵያ ንምኽባር ኣድላዪ መስዋእትነት ንምኽፋል ድሉዊ ከምዝኾነ ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ልክዕ ከምቀደሙ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ኣምሓራን ዓፋርን ብምዃን ሉእላውነት ኢትዮጵያ ንምኽባር ኣድላዪ መስዋእትነት ንምኽፋል ድሉዊ ከምዝኾነ ኣረጋጊፁ። እቲ ክልል ኣብ እዋናዊ ከነታት ብምድሃብ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ካብ ትማሊ ክሳብ ሎሚ እቲ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት መናእሰይ ትግራይ እናሳወረ ብናይ ህዝቢ ማዕበል መጥቃዕቱ ደው ተዘይኣቢሉ ሰራዊት ግዴትኡ ንምውፃእ ክግደድ ኢዩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት መናእሰይ ትግራይ እናሳወረ ብናይ ህዝቢ ማዕበል መጥቃዕቱ ደው ተዘይኣቢሉ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሕጋዊ፣ ሞራላዊን ታሪኻዊን ግዴትኡ ንምውፃእ ክግደድ ኢዩ ክብል መንግስቲ ኣፍሊጡ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሓደ ወገን ዝተለመደ ማዕበል…

ፀላኢ ብምቕፃዕ ንትውልዲ ዝሳገር ታሪኽ ምስራሕና ክንቅፅል ኢና- ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀላኢ ብምቕፃዕ ንትውልዲ ዝሳገር ታሪኽ ምስራሕና ክንቅፅል ኢና ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጀነራል ይልማ መርዳሳ ተዛሪቦም። መዓልቲ ስድራ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ።…

ቀዋሚ ኮሚቴ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅርየት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ፃዕሪ ክግበር ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ፅርየት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ፃዕሩ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ቀዋሚ ኮሚቴ ምውፋር ስራሕ ልምዓት ሓይሊ ሰብን ጉዳያት ቴክኖሎጂን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ትምህርቲን ሃገር ለኸ…

ጃፓን ንኣፍሪካ ደገፍ 30 ቢሊየን ዶላር ከምእትገብር ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ንኣፍሪካ ደገፍ 30 ቢሊየን ዶላር ከምእትገብር ኣፍሊጣ። ኣብ ቱኒዚያ ኣብ ዝተሳለጠ ጎባኤ መራሕቲ ኣፍሪካንን ጃፓንን መደረ ዘስምዑ ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ፉሚዮ ኪሺዳ፥ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ስዒቡ ብብርኪ ዓለም ሕፅረት ንምግብነት ዝውዕል…

ቤት ምኽሪ ሲዳማ ን2015 ዓ.ም ዝኸውን 19 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሲዳማ ን2015 ዓ.ም ዝኸውን 19 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ፥ ነቲ ክልል፣ ወረዳን ምምሕዳራት ከተማን ከምኡውን ከተማ ሃዋሳ ዝኸውን ባጀት ኢዩ ኣፅዲቑ። ልዕሊ 574 ሚሊየን ብር ንምሰረተ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝጀመሮ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ኣስፊሑ ቀፂሊሉ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣማራፅታት ሰላም ንጎኒ ብምግዳፍ ዝኸፈቶ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ኣስፊሑ ቀፂሊሉ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተውሃቦ ኣማራፂ ሰላም በምርጋፅ ንሳልሳይ…

ሓፈሻዊ ጉባኤ ምርጫ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ጉባኤ ምርጫ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን መስፍን ቸርነትን ካልኦት ተወከልቲ ፊፋን ካፍን ተሳቲፎም። ኣብ መኽፈቲ…