Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ወልዲያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ወልዲያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ ዞባ ሰሜን ወሎ ወረዳ ጉባ ላፍቶ ምስ ባንኪ ደም ወልዲያ ብምትሕብባር ዘዳለዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ተሳተፍቲ እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ግንባር…

ብሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ሰመራ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ሰመራ ኣምሪሑ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ብርእሰ ምምሕዳር ኣወል ኣርባን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኣብ ፃንሒቱ ኣብ ክሊ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፋብሪካ መፍረዪ “ኢንሱሌሽን ብላንኬት” ኣውሮፕላን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፋብሪካ መፍረዪ "ኢንሱሌሽን ብላንኬት" ኣውሮፕላን ኣመሪቑ። እቲ ፋብሪካ ብልዕሊ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ዝተሃነፀ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ምረቓ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ ጣሰው መስፍን፣…

 “ፀብፃብ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ንፖለቲካዊ ባህጊ መፈፀሚ ዝወዓለን ሓቂ ዝኸሓደን ኢዩ”-ጄፍ ፒርስ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ፀብፃብ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ንፖለቲካዊ ባህጊ መፈፀሚ ዝወዓለን ሓቂ ዝኸሓደን ኢዩ” ክብሉ ተመራማሪ ታሪኽ ጄፍ ፒርስ ኣፍሊጦም። ካናዳዊ ተመራማሪ ታሪኽን ደራሲን ጄፍ ፒርስ፥ በቲ ኮሚሽን ምስክርነትን ፍልፍላት ሓበሬታን ዝተጋበዙ…

 “ብዓለም ለኸ ሰብ ሞያ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኢትዮጵያ ዝወፅአ ረቂቕ ፀብፃብ ባዶ ፀብፃብ ፖለቲካ ኢዩ”-የሱፍ ኢብራሂም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓለም ለኸ ሰብ ሞያ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኢትዮጵያ ዝወፅአ ረቂቕ ፀብፃብ ባዶ ፀብፃብ ፖለቲካ ኢዩ ክብሉ ኣይተ የሱፍ ኢብራሂም ገሊፆም። ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ኣብንን በዓል ሞያ ዓለም ለኸ ሕጊታትን ኣይተ ዮሱፍ ምስ ፋና ቴሌቪዥን ፕሮግራም…

ኣብ ዙሪያና ዘሎ ዓቕሚ ምልላይ ወሳኒ ፍልጠት ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዙሪያና ዘሎ ዓቕሚ ምልላይ ወሳኒ ፍልጠት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ሓደ እዋን ብሓደጋ ውሑጅ ተቓላዒ ዝነበረ ክልል ዓፋር ከባቢ…

ሚኒስቴር ዕደና ምስ ኩባኒያ  ፖሊ ጂ ሲ ኤ ል ዝኣተዎ ውዕል ኣቋሪፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ዕደና ፌዴሪኢ ኣብ ምድላይ ተፈጥሮኣዊ ጋዝን ነዳዲን ምስ ኩባኒያ  ፖሊ ጂ ሲ ኤ ል ዝኣተዎ ውዕል ኣቋሪፁ። ሚኒስትር ዕደና ታከለ ኡማ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ምስቲ ኩባኒያ ዝነበረ ውዕል ካብ ትማሊ ጀሚሩ ከምዝተቛረፀ…

ማሕበረሰብ ዓለም ንኣፍሪካ ናብ “ዝሑል ኲናት” ንከየእትዋ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሴኔጋልን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ማኪ ሳል ማሕበረሰብ ዓለም ንኣፍሪካ ናብ “ዝሑል ኲናት” ንከየእትዋ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ማኪ ሳል ነዚ ዝበሉ ኣብ ኢውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኢዩ።…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 77 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ጉባኤ “ለውጢ ትምህርቲ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።…

ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተመያይጠን። እቲ  ሚኒስቴር፥ ኣብ ሓለዋ ማሕበራዊ ጉዳይ ደቂ ኣንስቲዮ፣ ህፃናት፣ መናእሰይ፣ ጉድኣት ኣካል፣ ኣረጋውያን፣ ስደተኛታትን ተመለስቲ ስደትን…