ህዝቢ ትግራይ ዕድመ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ንምንዋሕ ነዳዲ ኲናት ክኸውን የብሉን- ፓርቲ ብልፅግና
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ዕድመ ግብረ ራዕዳዊ ጉጅለ ህወሓት ንምንዋሕ ነዳዲ ኩናት ክኸውን የብሉን ክብል ፓርቲ ብልፅግና ገሊፁ።
እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ቅድሚ ሕዚ ካብ ምፍሳስ ደም መናእሰይ ትግራይ ንላዕሊ ዝረኽቦ ነገር ከምዘየለ ብተግባር ከምዝረኣየ ዝገለፀ…