Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ዝተፈፀሙ ገበናት ጠሚቱ ክካየድ ዝፀንሐ ከይዲ ምርመራ ብኣብዝሓ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ዝተፈፀሙ ገበናት ጠሚቱ ክካየድ ዝፀንሐ ከይዲ ምርመራ ብኣብዝሓ ተዛዚሙ። ኣብ ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋርን ብዘጋጠመ ጎንፂ ምስ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ብምዝማድ ዝተፈፀሙ ገበናት ምስ ምፅራይ፣ ተጎዳእቲ ምስ ምሕላውን ምድጋፍን…

ለውጢ ክሌማ ኣብ ልዕሊ ጥዕናን እፅዋትን ጉድኣት የብፅሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ክሌማ ኣብ ልዕሊ ጥዕና ደቂ ሰባትንን እፅዋት ከተማን ጉድኣት የብፅሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብቲ ዓውዲ ዝተገበረ መፅናዕቲ፥ ኣብ ከተማ ዝተተኸሉ ዓሌታት እፅዋት ክንክን ንክግበርን ኣብ ቀፃሊ ድርቂ ምፅዋር ዝኽእሉ እፅዋት ንክትከሉን ይምዕድ።…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ትምህርቲ ንኹሉ ክባፃሕ ከምዝግባእ ኣብ መድረኽ ዓለም ተዛሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ትምህርቲ ንኹሉ ክባፃሕ ከምዝግባእ ኣብ መድረኽ ዓለም ተዛሪበን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ለውጢ ትምህርቲ ኣብ ዝመክር ጉባኤ ብቨርችዋል ኢንተርኔት መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። ኣብ መልእኽተን፥ ንናይ ሓባር ተረባሕነት…

መድረኽ ምጥንኻር ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኢትዮ-ሱዳን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ምጥንኻር ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኢትዮ-ሱዳን ተጀሚሩ። መፃኢ ትውልዲ ሓድነት ኣፍሪካ ንከጠናኽር ዝዓለመን ኢትዮጵያ እተሰናድኦን ኣብ ዝተፈላለዩ ኤምባሲታት ዝካየድ መድረኽ ሕውነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤምባሲ ሱዳን ይካየድ ኣሎ። ኣብ…

 ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልአይቲ ተረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳኅለወርቅ ዘውዴ ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልአይቲ ተረኺበን። እተን ፕሬዚዳንት ትማሊ ናይ ብዙሓት ሃገራት ርእሳነ ብሄራት፣ መራሕቲን ቤተሰብ ንጉሳዊያንን ኣብ ዝተረኸብሉ ቀብሪ ኢየን ተረኺበን። ን70…

ኢትዮጵያን ቻይናን  ብኢኮኖሚን ካልኦት ዓውዲታትን ብዝበለፀ ንምትሕብባር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ተዛቲዮም። ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝሳተፉ ዘለዉ ኣይተ ደመቀ መኮነንን…

ኣብ ወረዳ ኣዳባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል ዞባ ምዕራብ ኣርሲ፣ ወረዳ ኣዳባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ካብ ከተማ ኣዳባ ናብ ከተማ ላጆ እትጓዓዝ ዝነበረት ኣይስዙ ዝዓይነታ ማእኸላይ መጓዚያ ህዝቢ፥ ብዘጋጠማ ናይ ምግልባጥ ሓደጋ…

ፋና ኣብ ዓውዲ ሚዲያ ተመክሮ ምዕቡላት ሃገራት ብምቕማር ንልምዓትን እወንታዊ ፅባቐን እዛ ሃገር ከምዝሰርሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ኣብ ዓውዲ ሚዲያ ተመክሮ ምዕቡላት ሃገራት ብምቕማር ንልምዓትን እወንታዊ ፅባቐን እዛ ሃገር ከምዝሰርሕ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፓሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው  ኣፍሊጦም። እቶም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ነዚ ዝበሉ፥ ኣብ ኳታር ስቲዲዮ…

እስራኤል መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰላም ዘለዎ ቅዋም ንኢዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ኣፈ ጉባኤ ፓርላማ እስራኤል ዝቪ ሃውዘር መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰላም ዘለዎ ቅዋም ንኢዶም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እሰራኤል ረታ ኣለሙ ምስ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ፓርላማ እስራኤል ዝቪ ሃውዘር ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝጠመተ ዘተ…

ኣቕርቦት ኣባይቲ ከተማታት ናብ 84 ሚኢታዊት ክብ ንምባል ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣቕርቦት ኣባይቲ ከተማታት ናብ 84 ሚኢታዊት ክብ ንምባል ይስራሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒስቴር ሔለን ደበበ፥ መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ፃዕሪ ይገብር…