ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ህወሓት ኣብ መኽዘን ትካል ምግቢ ዓለም መቐለ ዝፈፀሞ ዘመተ ከምዝረበሾም ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ጉዳያት ሰብኣዊ ሓገዝን ኣተሓባበሪ ህፁፅ ሓገዝንውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ማርቲን ግሪፊትዝ፥ ህወሓት ኣብ መኽዘን ትካል ምግቢ ዓለም መቐለ ዝፈፀሞ ዘመተ ከምዝረበሾም ገሊፆም።
ማርቲን ግሪፊትዝ ኣብ መግለፂኦም፥ ህወሓት…