ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ነቲ ቦርድ ዘቕረቦ ሕቶ ምውዳብ ህዝበ ውሳነ ብዝምልከት ውሳነ ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ነቲ ቦርድ ብቑፅሪ ፌደም/ፈ/5/807 12 ነሓሰ 2014 ዓ.ም ብዝፀሓፎ ደብዳበ ዘቕረቦ ሕቶ ምውዳብ ህዝበ ውሳነ ብዝምልከት ውሳነ ኣመሓላሊፉ።
ትሕዝቶ እቲ ሕቶ፥ ኣብ ክልል ደቡብ ዝርከባ…