Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን  ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣፍሪካ ሪታ ላራንጂንሃ ተዛቲዮም። ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ጎንፅን መንግስቲ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ህንፀት ሰላምን አብሪሆም።…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝተኮሶ ከቢድ ኣፅዋር ኲናት ህይወት 5 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግ ኽምራ ወረዳ ኣበርገለ ብዝተኮሶ ከቢድ ኣፅዋር ኲናት ህይወት 5 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ብዙሓት መንበሪ ኣባይቲ ከምተባረዐ ተሓቢሩ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ወረዳ ኣይተ ዩሃንስ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጂቡቲ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን  ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጂቡቲ ኣምሪሖም። ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ እውን ብሓባር ናብታ ሃገር ከምዝኸደ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ምሕፅንታ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ግዘ መዐደጊ ኢዩ- ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ-ጄራልድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ዝተሰምዐ ምሕፅንታ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዘላቒ ሰላም ዕድል ንምሃብ ዘይኮነስ ካብ ዘጋጠሞ ክሳራ ንምምላስን ግዘ መዐደጊን ከምዝኾነ ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ-ጄራልድ ገሊፀን። ኣን ፊትዝ-ጀራልድ፥ እቲ ግብረ ራዕዲ ኣብዚ ሐዚ እዋን ሕጋዊ…

ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተጎድኡ ዜጋታትን ትካላትን ደገፍ 5 ሚሊየን ዶላር  ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተጎድኡ ዜጋታትን ትካላት ጥዕናን ደገፍ 5 ሚሊየን ዶላር  ንዋግኡ ናውቲታት ከምዝገበረ ኔትወርክ ኢትዮ-ካናዳውያን ንማሕበራዊ ደገፍ ኣፍሊጡ። እቲ ደገፍ ኣብ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ንዘለዉ ትካላትን ዜጋታትን ዝኸውን ኢዩ።…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ኤምባሲ ቻይናን ሰነድ ስምምዕነት ናፃ ዕድል ትምህርቲ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ኤምባሲ ቻይናን ሰነድ ስምምዕነት ናፃ ዕድል ትምህርቲ ከቲመን። እቲ ስምምዕነት ብዓውዲ ቴክኖሎጂ ዓቕሚ ተምሃሮን መምህራንን ክብ ዘብል ከምዝኾነ ተገሊፁ። ዝፀንሐ ሕውነት ክልቲአን ሃገራት ከምዘጠናኽር ድማ ተሓቢሩ።…

ኢትዮጵያ ፀገም ኣፍሪካውያን ብኣፍሪካውያን ንክፍታሕ ልዑል እምነት ኣለዋ-ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፀገም ኣፍሪካውያን ብኣፍሪካውያን ንክፍታሕ ልዑል እምነት ኣለዋ ክብሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ  ቤጂንግ ንዝርከቡ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፀፅታን ሰላምን ሕብረት ኣፍሪካን ኣብ ውድብ ሕቡራት…

ክልላትን ዝተፈላለያ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላትን ዝተፈላለያ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ገይረን። እቲ ደገፍ፥ ጥረ ገንዘብ፣ ኣብዑርን ካልኦት ብዓይነትን ኢዮም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ተፀዋዕቲ ትካላትን ከምኡወን ትካላት ኣቕረብቲ…

ንእዋናዊ ጉዳያት ዝውዕል ዓለም ለኸ ምልዕዓል መተኣኻኸቢ እቶት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስቴር ገንዘብን ምስ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ብምትሕብባር ንእዋናዊ ጉዳያት ዝውዕል ዓለም ለኸ ምልዕዓል መተኣኻኸቢ እቶት ኣጀሚሮም። እቲ መተኣኻኸቢ እቶት ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ እንትኸውን ትማሊ ብቨርችዋል ከምዝተጀመረ ተሓቢሩ።…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ 1 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብመስኖ ስርናይ ንምልማዕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ 2015 ዓ.ም 1 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብመስኖ ስርናይ ንምልማዕ ይስራሕ ከምዘሎ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። መርሃ ግብሪ ምልዕዓል ልምዓት ስርናይ ክልል ኦሮሚያ 2015 ዓ.ም ይሳለጥ ኣሎ።…