ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ Desta Sep 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብጥዕናን ካልኦት ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 476 ተምሃሮ ኣመሪቑ፡፡ ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብመጀመርያ ድግሪ 308 ተምሃሮን ኣብ ድህረ ምረቓ ድማ 168 ተምሃሮ ኢዩ ኣመሪቑ፡፡ ካብቶም ተመረቕቲ እቶም ኣርባዕተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሸሊኹ ኣብ ዝኣተወሎም ከባብታት ንፁሃን ብግፍዒ ይቐትል ምህላዉ ነበርቲ ገሊፆም Desta Sep 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕጡቓት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሸሊኾም ኣብ ዝኣተዉሎም ከባብታት ሰሜን ወሎ ንፁሃን ብግፍዒ ይቐትል ምህላዉ ነበርቲ ገሊፆም፡፡ ካብ ወረዳ ቆቦ ቀበሌ ወርቄ ብምኽንያት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተመዛቢሎም ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ከተማ መርሳ ተመዛቢሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ መፃሕፍቲ ሓድሽ ስርዓተ-ትምህርቲ ንዘሰናድኡ ኣካላት ኣፍልጦን ሽልማትን ሂቡ Desta Sep 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብመሰረት ሓድሽ ስርዓተ-ትምህርቲ መጀመሪን መምሀሪን መፃሕፍቲ ንዘዳለዉ ኣካላት መርሃ -ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምጅማር እቲ ሓድሽ ስርዓተ ትምህርቲን ኣብቲ መፅሓፍ ምድላው ዝተሰሳተፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበረሰብ ዓለም ኢትዮጵያ ናብ ሰላም እትገብሮ ጉዕዞ ካብ ምድጋፍ ወፃእ ኢዱ ከእትው የብሉን – ኣምባሳደር ሂሩት Desta Sep 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ማሕበረሰብ ዓለም ኢትዮጵያ ናብ ሰላም እትገብሮ ጉዕዞ ካብ ምድጋፍ ወፃእ ኢዱ ከእትው የብሉን ክብላ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕብረት ኣውሮፓን ቤልጂየምን ሂሩት ዘመነ ፃውዒት ኣቕሪበን። ኢትዮጵያ Xትገብሮ ፃዕሪ ሰላም ልዕሊ ዓቕማ ከምዘይኮነን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓፈሻዊ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ኣሳሊጡ Desta Sep 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓፈሻዊ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ኮሚሽነር ጄነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረ ሚካኤል፣ ሚኒስተር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ገንዘብን ዕደናን ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ ጂቡቲ ተዛቲዮም Desta Sep 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዕደና ኢንጂነር ታከለ ኡማን ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴን ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ ጂቡቲ ዮኒስ ዓሊ ጉዲ ተዛቲዮም። ኢንጂነር ታከለ ኡማ፥ ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ዕደና ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእል ጉዳያት ምልዛቦም ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ምግብና ተምሃሮ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ብዝበለፀ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ Desta Sep 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ዓ.ም ዝህሉ መርሃ ግብሪ ምግብና ተምሃሮ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ብዝበለፀ ምድላው ከምዝተገበረ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ምግብና እቲ ምምሕዳር ኣንቺነሽ ተስፋዬ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዞባ ጅማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕል 30 ሚሊየን ደገፍ ገይሩ Desta Sep 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ጅማ ህልውና ሃገር ንምሕላው ይዋደቕ ንዘሎ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕል 30 ሚሊየን ደገፍ ገይሩ። እቲ ዝተገበረ ደገፍ፥ ልዕሊ 500 ኣብዑርን ምግቢ ተንከፍ እታዎታትን ዘካተተ ከምዝኾነ ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ትጃኒ ናስር ተዛሪቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከባቢ ሰሜን ጎንደር ልዑል ማሕበራዊን ሰባኣዊን ጉድኣት ከምዘብፀሐ ተገሊፁ Desta Sep 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከባቢ ሰሜን ጎንደር ልዑል ማሕበራዊን ሰባኣዊን ጉድኣት ከምዘብፀሐ ምምሕዳር እቲ ዞባ ገሊፁ። ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ሰሜን ጎንደር ኣይተ ያለኣለም ፈንታሁን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣገልግሎት ዝህባ…
Uncategorized ነበርቲ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 21 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሮም Desta Sep 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 21 ሚሊየን ብር ዝግመት ብዓይነት ደገፍ ገይሮም። ኣብ ርኽክብ እቲ ደገፍ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ክፍለ ከተማ ኣይተ ሙሉነህ ፈይሳ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ…