ዓለም ለኻዊ ዜናታት መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ይሳለጥ ኣሎ Desta Sep 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ክሌማ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝዝቲ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኒው ዎርክ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ወሳኒ እዋን ንመፍትሒታት ዝተወሳሰቡ ፀገማት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ምስ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ደቂ ኣንስትዮን መናእሰይን ትኹረት ዝገበረ ጉባኤ ብመደረ ከፊተን Desta Sep 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ታንዛኒያ ዳሬ ሰላም እናተኻየደ ዝርከብን ኣብ ደቂ ኣንስትዮን መናእሰይን ትኹረት ዝገበረን ጉባኤ መኽፈቲ መደረ ኣስሚዐን። እቲ ጉባኤ ብፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ሳሚያ ሓሰንን ዋና ፀሓፊ ናፃ ዞባዊ ንግዲ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ደገፍ ተሽከርከርቲ ተገይሩሉ Desta Sep 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኤይድ)ንኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ደገፍ ተሽከርከርቲ ገይሩ። ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን መፍትሕ እተን ተሽከርከርቲ ንምክትል ዋና ኮሚሽነር ራኬብ መለሰ ኣረኪበን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ461 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ዘበናዊ ማእኸል ሕክምና ዓይኒ ተመሪቑ Desta Sep 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዳግማዊ ምኒሊክ ሆስፒታል ብ461 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ዘበናዊ ማእኸል ሕክምና ዓይኒ ተመሪቑ። ሚኒስተር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንገስቲ ኣብቲ ስነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ዓመት ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ብሰላም ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነተን ኣፍሊጡ Desta Sep 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት 2015 ዓ.ም ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ብሰላም ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነተን ኣፍሊጡ። እቲ በዓል ብሰላም ንክዛዘም ኣብ ሓለዋ ዝተዋፈሩ ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ነህዝቢ ብምቕዳም ዝተውሃቦም ሃገራዊ ልኡኽ ብብቕዓት…
Uncategorized ኣብ ዞባታት ደቡብ ኦሞን ኮንሶን ክታበት ንፍዮ ይወሃብ ኣሎ Desta Sep 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባታት ደቡብ ኦሞን ኮንሶን ክታበት ንፍዮ ይወሃብ ከምዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ክታበት ምስ ሩቤላ ኢኒሼቲቭ ብምትሕብባር ዝወሃብ ዘሎ ኢዩ ተጋቢሉ። ኣብቲ ወፍሪ ነቶም ዜጋታት ኣወሃህባ ዝተመጣጠነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ፈይሰል ኣልይ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኳታር ዘትዮም Desta Sep 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር ብዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ፈይሰል ኣልይ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሱልጣን ቢን ሰዕድ ኣልምረሂ ዘትዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ እተን ሃገራት ዘለወን ክልቲኣዊ ርክብ ዝያዳ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን በዓል ሓደጋ ሓዊ እንተየጋጠመ ብሰላም ምሕላፉ ተገሊፁ Desta Sep 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕን ስግኣት ሓደጋን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን በዓል ሓዱሽ ዓመት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ እንተየጋጠመ ብሰላም ምሕላፉ ገሊፁ። ህዝቢ መልእኽቲታት ጥንቃቐ ብኣግባቡ ብምትግባሩ እቲ ኮሚሽን አመስጊኑ። በዓል ሙያ ርክብ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሳፋሪኮም ፈተነ ኣገልግሎት ኔት ዎርክ ዓማዊል ኣብ ኣዳማን ባህርዳርን ኣጀሚሩ Desta Sep 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ፈተነ ኣገልግሎት ኔት ዎርክ ዓማዊል ኣብ ኣዳማን ባህርዳርን ከምዘጀመረ ኣፍሊጡ። እቶም ዓማዊል ብ07 ብዝጅምር መስመር ቁፅርታት ስልኪ ብምምራፅ ሲም ካርድ ምዕዳግ ከምዝኽእል ተሓቢሩ። ሲም ካርድ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ እቶም ዓማዊል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦመንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Desta Sep 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦመንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም፥ ''ንኢትዮጵያዊያን ኣሓትናን ኣሕዋትናን ዘበነ ሰላም፣ ጥዕናን ልምዓትን ክኾነልኩም እምነ'' ኢሎም። እዋናዊ…