Fana: At a Speed of Life!

ሃገር ክትስእኖ ዝነበረት 50 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ኮሚሽን ጉምሩኽ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2014 በጀት ዓመት ሃገር ክትስእኖ ዝነበረት 50 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ኮሚሽን ጉምሩኽ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ገምጋም ኣፈፃፅማ መደጋት 2014 ዓ.ምን ትልሚ 2015 ዓ.ም ብዝምልከት ምስ መዳርግቲ ኣካላት ተዛቲዩ።…

ኣሜሪካን ደቡብ ኮሪያን ግዙፍ ሓበራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ የካይዳ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)አሜሪካን ደቡብ ኮሪያን ግዙፍ ሓበራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ የካይዳ ከምዘለዋ ተገሊፁ። እቲ ወተሃደራዊ ልምምድ፥  ሰሜን ኮሪያ ምስ መሻርኽታ ብምዃን  ፈተነ ኣፅዋር ኲናት ንምግባር ምድላዋ ተጠናኽር ምህላዋ ኣብ እትገፈልፀሉ ዘላ እዋን ኢዩ ተባሂሉ።…

ብሪታኒያ ንኢትዮጵያ ደገፍ 6 ሚሊየን ፓውንድ ኣበርኪታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታኒያ ንኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝኸወን ደገፍ 6 ሚሊየን ፓውንድ ገይራ። እቲ ደገፍ ብሰንኪ ድርቂን ጉንፂ ንፀገም ንዝተቓልዑ ዜጋታት ዝኸውን ኢዩ ተባሂሉ። ብመሰረት እዚ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ኣብ ፀገም ንዘለዉ ዜካታት ዝኸውን…

ኣብ ብራዚልን ኣርጀንቲናን ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብራዚልን ኣርጀንቲናን ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ኣብቲ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ኣሰፋ በቀለ ብ1 ሰዓትን 3 ደቂቓን 52 ሰከንድን ብምእታው ቀዳማይ ብምኻነ ተዓዊቱ። ብደቂ ኣኒስቲዮ ድማ መስታወት…

ፀገም ድኽዳኸ ንምቕራፍ ኣብ ዝተገበረ ፃዕሪ ዘተባብዕ ለውጢ ተመዝጊቡ-ኣይተ ደመቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲናትን ኣፀጋሚ ኩነታትን ብምዃን ፀገም ድኽዳኸ ንምቕራፍ ኣብ ዝተገበረ ፃዕሪ ዘተባብዕ ለውጢ ተመዝጊቡ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛሪቦም። ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ቃል ኪባን ሰቆጣ በጀት ዓመት…

መናእሰይ ሃገር ንምርካብ ዘኽእል ሸቶ ክህልዎም ኣለዎ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ሃገር ንምርካብ ዘኽእል ሸቶ ክህልዎም ኣለዎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። “ግደ መናእሰይ ኣብ ዘበንና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ሃገራዊ መዛዘሚ መድረኽ መናእሰይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ምፍራስ መኽዘን ኣብ ልዕሊ ህይወትን ንብረትን ጉድኣት ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ወረዳ 8 ብምኽኒያት ዘጋጠመ ምፍራስ መኽዘን ክራይ ኣባይቲ ኣብ ልዕሊ ህይወትን ንብረትን ጉድኣት ኣጋጢሙ። እቲ መኽዘን ኣብ ከባቢ መርካቶ ዝርከብ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…

ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ግድፈት ስነ ምግባር ፈፂሞም ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ ዳያኑ ስጉምቲ ወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ፌዴራል ግድፈት ስነ ምግባር ፈፂሞም ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ ክልተ ዳያኑ ስጉምቲ ድስፕሊን ከምዝወሰደ ገሊፁ። እቲ ጉባኤ ሎሚ መዓልቲ ህፁፅ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። ኣብቲ ኣኼባ ዳይና ቀዳማይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ዝኾኑ ኣይተ ፋንታሁን…

ኣብ ምክልኻል ጎንፂ ጠሚቱ ዝተውሃበ ስልጠና ልኡኽ ምኽባር ሰላም ብብቕዓት ንምውፃእ ዝሕግዝ ኢዩ- ብ/ጄኔራል ሰብስቤ ዱባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምክልኻል ጎንፂ ጠሚቱ ዝተውሃበ ስልጠና ብብርኪ ኣፍሪካን ዓለምን ልኡኽ ምኽባር ሰላም ብብቕዓት ንምውፃእ ዝሕግዝ ኢዩ ክብሉ ኣብ ማእኸል ምኽባር ሰላም ሰራዊት ምክካል ሃገር ኣዛዚ ትካል ዓለም ለኸ መሰልጠኒ ዓቃቢ ሰላም  ብ/ጄኔራል ሰብስቤ ዱባ…

ኣልሸባብ ኣብ ሓደ ሆቴል ሞቃድሾ ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ 10 ሰባት ቀቲሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ርእሰ ከተማ ሶማሊያ ሞቛድሾ ኣብ ዝርከብ ሓደ ሆቴል ብዝፈሞ መጥቃዕቲ 10 ሰባት ከምዝቐተለ ሰበ መዚ ድሕነት እታ ሃገር ገሊፆም። እቶም  ዕጡቓት ኣባላት ግብረ ራዕዲ ቅድሚ ናብ ቀፅሪ እቲ ሆቴል ኣትዮም ተኹሲ…