Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ግንባር ወሎ ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር  ኣብ ስታዲየም ወልዲያ ሓዱሽ ዓመት የኽብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ግንባር ወሎ ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር  ኣብ ስታዲየም ወልዲያ ሓዱሽ ዓመት የኽብሩ ኣለዉ። እቶም ንግብረ ራዕዲ ህውሓት ንምድምሳስ ኣብ ግንባር ዝተሰለፉ ኣባላት፥ ''መበገሲና ኢትዮጵያዊነት መዛዘሚና ዓወት፤ ንክብሪ ሃገር…

ከንቲባ ኣዳነች  ኣብ ማእኸል ምግብና ተስፋ ብርሃን ብምርካብ ሓዱሽ ዓመት ኣኽቢረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ  ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማእኸል ምግብና ተስፋ ብርሃን ብምርካብ ሓዱሽ ዓመት ኣኽቢረን። እተን ከንቲባ ምስ ቢኬጂ ፋውንዴሽን ብምዃን እየን ኣብቲ ማእኸል ተረኺበን። ከንቲባ ኣዳነች ፥ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ምስ ተረባሕቲ እዚ ማእኸል…

ኢትዮጵያ ሓዱሽ ዓመታ ተቐቢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት 2015 ዓ.ም ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣቲዩ። ኢትዮጵያውያን ብዝተፈላለዩ ምስንዳኣት ሓዱሽ ዓመቶም ተቐቢሎም። እቲ በዓል ምኽኒያት ብምግባር ንጎሆ ሰዓት 12 መድፍዕ 21 ጊዘ ተተኩሱ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ…

ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ዝግበኣ ኣገልግሎት ንምሃብ ድልውቲ ክትኸውን ኣለዋ – ኣይተ ኣወል ኣርባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ዝግበኣ ኣገልግሎት ንምሃብ ድልውቲ ክትኸውን ኣለዋ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ገሊፆም። ኣይተ ኣወል ኣርባ ንሓዱሽ ዓመት ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ዘመሓላለፉ እንትኸውን፤ ሓዱሽ…

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዱሽ ዓመት 2015 ዓ.ም ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ሰናይ ትምኒቶም እንኳዕ ኣብጸሐኩም ማለት፤ ተፈጥሯዊ ባህሪ ደቂ ሰባት እንተኾነ እውን…

ብዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር 21 ጊዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ፅባሕ ብምግባር 21 ጊዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ። እቲ መድፍዕ ንጎሆ ሰዓት 12፡00 ሰዓት ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ኢትዮጵያዊያን ኣብ ሓዱሽ ዓመት ንሰላም፣ ዕርቂን ይቕሬታን ቀዳምነት ብምሃብ ንክሰርሑ ኣቦታት ሃይማኖት ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊያን ኣብ ሓዱሽ ዓመት ንሰላም፣ ዕርቂን ይቕሬታን ቀዳምነት ብምሃብ ንክሰርሑ ኣቦታት ሃይማኖት ፃውዒት ኣቕሪቦም። ትካላት ሃይማኖት ክርስትና ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ኣቦታት…

መዓልቲ ሓድነት ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ዝኽበር “መዓልቲ ሓድነት” ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተኸቢሩ። “እንትንሓብር ንምዕርግ” ብዝብል መሪሕ ቃል ብብርኪ ሃገር ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ሓድነት፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2015 ዓ.ም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2015 ዓ.ም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ኣይተ ርስቱ ኣብ መልእኽቶም፥ “ሓድሽ ዓመት ንዕብየት ሃገርና ንተግሀሉ፣ ንዝተፀገሙ ወገናት ንሕግዘሉን ናይ ሓድነትን…

ሃይማኖት ጉልባብ ብምግባር ንተግባር ግብረ ራዕዲ ዝዳለዉ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃይማኖት ጉልባብ ብምግባር ንተግባር ግብረ ራዕዲ ዝዳለዉ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ቦሌ ቡልቡላ ኣብ ዘዳለውዎ ገዛ ብዘይሕጋዊ መገዲ ሰባት ብምውዳብ ወተሃደራዊ…