Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዕዉት ኣፈፃፅማ ኣታዊ ዘመዝገቡ ትካላት ኣፍልጦን ሽልማትን ተዋሂቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ እቶት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ወርሒ ሓምለ ዕዉት ኣፈፃፅማ ኣታዊ ዘመዝገቡ ትካላት ኣፍልጦን ሽልማትን ተዋሂቡዎም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ መደረ ዘስምዑ ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ሙሉጌታ ተፈራ፥ እቲ ትካል ኣብ ፈላማይ ወርሒ እዚ በጀት ዓመት 8 ነጥቢ…

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ ብሰላም ንምዝዛም ዝተዘርገሐ ኢድ ኣይዕፀፍን-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ ብሰላም ንምዝዛም ዝተዘርገሐ ኢድ ዘፀግም ኩነታት እንተዘይኣጋጢሙ ከምዘይዕፀፍ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ፥ ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባታት ዝጠመተ  መግለፂ ሂቦም።…

ኣብ ክልል ደቡብ  ዝለዓሉ ሕቶታት ክልላዊ ኣወዳድባ ብሕታዊ መፍትሒኦም ሰላማዊ መገዲ ኢዩ- መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልልነት፣ ዞባን ፍሉይ ወረዳን ንኹን ዝብል ምሕደራ መሰረት ዝገበረ ሕቶ ግቡእ ምላሽ ዝረኽቡ ብሰላማዊን ብሰላማዊን መገዲ ጥራሕ ከምዝኾን ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ ተዛሪቦም፡፡ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሎሚ ንመራኸብቲ…

ብልዕሊ 700 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ መገጣጠሚ መኪና ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዕሊ 700 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ፋብሪካ መገጣጠሚ መኪና ተመሪቑ። እቲ ፋብሪካ፥ ኣብ ቀጣና ናፃ ንግዲ ድሬዳዋ ብኤል ኣውቶ ኢንጂነሪንግን ትሬዲንግ ሓላፊነቱ የተወሰነ ማህበርን ኢዩ ተሃኒፁ። ኣብ ስነስርዓት እቲ ምረቓ ዝተረኸቡ ዋና ኣካያዲ…

ኣብ ኢኮኖሚ፣ ግድብ ህዳሰን ሓምለዋይ ኣሰርን ዝተረኸቡ ዓወታት  ኢትዮጵያ ጉዕዞ ብራኸ ከምዝቐፀለት ዘርእይ ኢዩ- መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢኮኖሚ፣ ግድብ ህዳሰን ሓምለዋይ ኣሰርሕ ዝተረኸቡ ዓወታት  ኢትዮጵያ ጉዕዞ ብራኸ ከምዝቐፀለት ዘርእይ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር እቲ ኣገልግሎት ለገሰ ቱሉ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ በጀት ዓመት 2014…

ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ  ዝተሃፁ 158 ፕሮጀክትታት ተመሮቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ልዕሊ 349 ብር ብዝኾነ ወፃኢ ዝተሃነፁ 158 ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም፡፡ ካብቶም ዝተመረቑ ፕሮጀክትታት፥ ማእኸላት መህነፅቲ ስብእና መናእሰይ፤ ጋብላ እዋናዊ መአከቢ ደረቕ ጎሓፍ፣ መንበሪ ኣባይቲ ኣባላት…

ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ሰነድ ስምምዕነት ሓበራዊ ተረባሕነት ናይል ዘየፅደቓ ሃገራት ንኸፅድቓ ፃውዒት ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ሰነድ ስምምዕነት ሓበራዊ ተረባሕነት ናይል ዘየፅደቓ ሃገራት ንኸፅድቓ ፃውዒት ኣቕሪበን። ኣብ ታንዛኒያ፣ ዳሬ ሰላም ጉባኤ ሚኒስተራት ሃገራት ተፋሰስ ተኻይዱ። ኣብቲ ጉባኤ ዝተሳተፉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ፌዴሪኢ ሃብታሙ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣብ ክልተ ጉዳያት ውሳነ ሂቡ

በኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼብአኡ ኣብ ክልተ ጉዳያት ውሳነ ሂቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ርክብ ኣፍረይቲን መፍረይቲን ፍሪያት ሕርሻ ንምውሳን ኣብ ዝወፅኣ ኣዋጅን ረቂቕ ኣዋጅ ዘርኢ ደኒን ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ካርቱም ናብ ኣዲስ ኣበባ እትጓዓዝ ምስ ዝነበረት ነፋሪት ተዛሚዱ ንዝተፈጠረ ፀገም ምርመራ ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ካርቱም ናብ ኣዲስ ኣበባ እትጓዓዝ ምስ ዝነበረት ነፋሪት ተዛሚዱ ንዝተፈጠረ ፀገም ምርመራ ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ። ኣባላት እቲ በረራ ንግዚኡ ከምዝተኣገዱ እውን ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ዕለተ…

እኹል ድቃስ ዘይረክብ ሰብ ኣብ ኣካላቱ እንታይ ሳዕቤን የጋጥሞ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስእነት ድቃስ ምስ ዝተፈላለዩ ምምዝባላት ርክብ ዘለዎ'ዩ። ኣብ ልዕሊ 5 ሚልየን ተሳተፍቲ ዝተገብሩ 153 መፅናዕትታት ከም ዘረጋግፅዎ ሓፂር ሰዓታት ድቃስ ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ዕድመ ምስ ሕማም ሽኮርያ፣ ልዑል ፀቕጢ ደም፣ ካርዲዮቫስኲላር…