Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን 5፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ፥ ዝሓለፈ ዓመት እንትንሓስብ ብብዙሕ እወንታዊን እኩይን ኣጋጣሚታት ተመሊኡ ኢና…

ክልል ኦሮሚያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 101 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 101 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ብሓላፊት ቢሮ እቶት እቲ ክልል ወይዘሮ መስከረም ደበበ ኣቢሉ ንሚኒስትር ዴኤታ መከላከያ ማርታ ሉዊጂ ተረኪቡ።…

 “ኣብ ጎኒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተሰለፋ መራኸብቲ ሓፋሽ ነቲ ጎንፂ የጋድድኡ ኣለዋ” – ኣልስተር ቶምሰን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ጎኒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተሰለፋ ዝተወሰና ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዝቐፀለ  ጎንፂ የጋድድኡ ኣለዋ ክብል ኒውዝላንዳዊ ጋዜጠኛን ተንታኒ ጂኦፖለቲካን ኣልስተር ቶምሰን ገሊፁ። እተን መራኸብቲ ሓፋሽ ንግብረ ራዕዲ…

ኣርቲስታት 5 ጳጉመን ንዝኽበር መዓልቲ ሓድነት ዝኸውን ክሊፕ ሙዚቃ ብምስራሕ ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቲስታት 5 ጳጉመን ንዝኽበር መዓልቲ ሓድነት ዝኸውን ክሊፕ ሙዚቃ ብምስራሕ ኣረኪቦም። እቲ ኣልበም ሙዚቃ፥ “እንትንሓበር ከምሕረልና” ዝብል ርእሲ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። እቶም ስነ ጥበበኛታት፥ ብዛዕባ ሓድነት፣ ሰላም፣ ፍቕሪን ምትሕስሳብን…

ንህዝቢ ትግራይ ዝኣተወ ሓገዝ እኽሊን መድሓኒትን ንጉጅለ ዕጡቕ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ይውዕል ኣሎ-ምሩኻት

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝቢ ትግራይ ተባሂሉ ዝኣተወ ሓገዝ እኽሊን መድሓኒትን ንጉጅለ ዕጡቕ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ይውዕል ከምዘሎ ኣብ ግንባር ወልቃይት ኢዶም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሃቡ ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ኣቃሊዖም። ንፁሃን ብግፍዒ ምቕታል፣ ንብረት ምዝማት፣ መሰረተ…

ዞባታት ጉራጌን ጎፋን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ኣብዑር ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባታት ጉራጌን ጎፋን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ 626 ኣብዑር ገይሮም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ብልፅግና ዞባ ጉራጌ ኣይተ ክፍሌ ለማ፥ ገብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሀዝቢ እቲ ዞባ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ከምዝተሰለፈ ገሊፆም።…

ኣፕል ምስ ሳትላይት ምርኻብ ዘኽእል ኣይፎን 14 ኣላልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፕል ብህፁፅ ምስ ሳተላይት ክራኸብን ሓደጋ መኪና ከለልን ዝኽእል ቴክኖሎጂ ዝተገጠመሉ ኣይፎን 14 ብወግዒ ኣላልዩ። እቲ ኩባንያ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ቀንዲ መደበሩ ኩፐርቲኖ ኣብ ዘካየዶ ፅምብል፥ ምዝርጋሕ ኣርባዕተ ዓይነት ኣይፎን 14 ኣፋሊጡ።…

ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ ንምዝዛም ተወሳኺ 60 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንምዝዛም ተወሳኺ 60 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክት ኢንጂነር ክፍሌ ሆሮ ገሊፆም። ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኣተሓባባሪ ህዝባዊ ተሳትፎ እቲ ግድብ መበል 14 ጉባኤኡ ኣሳሊጡ። ኣብቲ ጉባኤ…

ፋና ምስ ዩንቨርስቲ ኣምቦ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩንቨርስቲ ኣምቦ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠውን ፕሬዚዳንት ዩንቨርስቲ ኣምቦ ዶክተር ባይሳ ለታን ኣብቲ ሰነድ ክታሞም…

መዓልቲ ሰላም ኣብ ክልላት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ብብርኪ ሃገር “ሰላም ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ይኽበር ኣሎ። ስለዝኾነ እቲ መርሃ ግብሪ መዓልቲ ሰላም ኣብ ክልላት ዓፋር፣ ሃረሪ፣ ደቡብ ይኽበር ኣሎ። ረእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ፥ “ሰላም ንኢትዮጵያ” ብዝብል…