ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ 8 ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ጨረታ ኣቕሪቡ Desta Aug 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ 8 ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ጨረታ ኣቕሪቡ። ኢንተርፕራይዛት ሽኮር ናብ ውልቀ ንምዝዋር ኣብ ዝወፅአ ጨረታ ሰብ ሃፍቲ ንክሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቡ። መንግስቲ ዓውዲ ውልቀ ኣብ ኢኮኖሚ ዘለዎ ተሳትፎ ክብ ንምባል ዓሊሙ ዝተፈላለዩ መመሓየሺታት…
ቴክኖሎጂ ሳይንስ ካፌ ንዝተሓሰበለን ዕላማ ንክውዕላ እቲ ሚኒስቴር ኣተሓሳሲቡ Desta Aug 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝርከቡ ማእኸላት ሳይንስ ካፌ ንዝተሓሰበሎም ዕላማ ንክውዕሉ ኣድላይ ክትትል ንክግበር ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጅን ኣተሓሳሲቡ። ብውድብ ልምዓት ሕቡራት መንግስታት ዝተዳለወ ፓነል ዘተን ዓውደ ርእይ ሳይንስን ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ሃገራዊ ኩነታት ፀፅታ ዘተ የካይድ ኣሎ Desta Aug 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራዊ ኩነታት ፀፅታ ዘተ የካይድ ኣሎ። ኣብቲ ዘተ ናይ ኩለን ክልላትን ክልተ ምምሕዳራት ከተማን ኮሚሽነራት፣ ኮሚሽነር ጀነራላትን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ተረኺቦም። ኮሚሽነር ደመላሽ ገ/ሚካኤል ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ማሕበረሰብ ዓለም ዝረብሕ ኢዩ-ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta Aug 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ካብ ዶብ ቻይናን ኣፍሪካን ሓሊፉ ማሕበረሰብ ዓለም ዝረብሕ ኢዩ ክብሉ መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛሪቦም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ኣኼባ ኣተሓባበርቲ ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ብቪዲዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ዳያስፖራ ብምኽኒያት ጎንፂ ዝተጎድኡ ትካላት ከምዝሃነፅ ተገሊፁ Desta Aug 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ዳያስፖራ ብምኽኒያት ጎንፂ ዝተጎድኡ ትካላት ንምህናፅ ዘኽአል ሰበድ ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ኣብ መንጎ ሚኒስቴር ጥዕናን ትምህርቲን ክምዝተኸተመ ተሓቢሩ። ካብ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ሃፍቲ ብምትእኽኻብ እቶም ትካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድጎማ ነዳዲ ንዝተዓለመሉ ዕላማ ንምውዓል ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ Desta Aug 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራልን ድጎማ ነዳዲ ንዝተዓለመሉ ዕላማ ንምውዓል ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም ኣብቲ መድረኽ ስምምዕነት ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ኣብ ዝገበርኡ መደረ፥ እቲ ኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ኢንጅነሪንግ ግሩፕ ምስ ኩባኒያ ዋይ ቲ ኦ ቻይና ብሓባር ንምስራሕ ከቲሞም Desta Aug 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ኢንጅነሪንግ ግሩፕ ምስ ኩባኒያ ዋይ ቲ ኦ ቻይና ብሓባር ንምስራሕ ዘኽአል ክታም ኣንቢሮም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ ግሩፕ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋን ዳይሬክተር ኩባኒያ ዋይ ቲ ኦ ቻይና ሊዩ ሁአጂን ክታሞም ኣንቢረሙሉ።…
ስፓርት መፃረዪ ድልድል ትሕቲ 23 ዓመት ኣፍሪካ ዕላዊ ኮይኑ Desta Aug 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2023 ዝካየድ መፃረዪ ድልድል ትሕቲ 23 ዓመት ኣፍሪካ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ውድድር ምስ ዴሞክራቲክ ኮንጎ ተመዲባ። ኢትዮጵያ ቀዳማይ ዙር እንተሓሊፋ ኣብ ካልኣይ ዙር መስ ኣልጄሪያ ከምእትጋጠም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ ሰለማዊ መዕለቢ ንክረክብ ዝፀደቐ “ምኽረ ሓሳብ” መንግስቲ ንሰላማዊ ኣማራፂ ዘለዎ ቁርፀኝነት ዘረጋገፀ ኢዩ- ቢልለኔ ስዩም Desta Aug 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ ሰለማዊ መዕለቢ ንክረክብ ዝፀደቐ “ምኽረ ሓሳብ” መንግስቲ ንሰላማዊ ኣማራፂ ዘለዎ ቁርፀኝነት ዘረጋገፀ ኢዩ ክብላ ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታርያት ቤት ሕፈት ቀዳማይ ሚኒሰቴር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን። እተን ሓላፊት ሎሚ…
ቢዝነስ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዘዕብዩ ዓውድታት ብሰፊሑ ምስራሕ ይግባእ – ሰብ ሞያ ስነ ቁጠባ Desta Aug 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዘዕብዩ ዓውድታት ብሰፊሑ ምስራሕ ይግባእ ክብሉ ሰብ ሞያ ስነ ቁጠባ ተዛሪቦም። መጠን ንግዲ ወፃኢ ክብ ኣብ ምባል፣ ቀረብ ሸርፊ ወፃኢ ምዕባይን ፍርያትን ኣብ ምስሳንን ብትኹረት ክስርሐሎም ዝግብኦም ዓውድታት እዮም ክብሉ እቶም ሰብ…