ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ፅገና ፍልፍል ሓይሊ ቆቃ ተዛዚሙ Desta Aug 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዕሊ 20 ሚሊየን ብር ዝግበር ዝነበረ ስራሕቲ ፅገና “ስቲሊንግ ቤዚን" ፍልፍል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ቆቃ ተዛዚሙ። ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣካያዲ ስራሕ ስራሕቲ ፅገና ስቪል ሓይሊ ህንፀት ጣቢያታት መተሓላለፍቲ መስመራትን ምክፍፋልን ኢንጅነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይ ሕጋዊ ዝውውር ደቂ ሰባት ንምክልኻል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዝግምግም መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ Desta Aug 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይ ሕጋዊ ዝውውር ደቂ ሰባት ንምክልኻል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዝግምግም መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ንግዲ ደቂ ሰባተ፣ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዶብ ምሽጋርን ንስራሕ ናብ ሃገራት ወፃኢ ምልኣኽን ገበናናት ንምክልኻልን ምቁፅፅርን ዝተጣየሸ ብሄራዊ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ዘተ ፅኑዕን ተቐባልነት ዘለዎን ሃገረ መንግስቲ ንምህናፅ ዝሕግዝ ኢዩ ተባሂሉ Desta Aug 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ዘተ ፅኑዕን ተቐባልነት ዘለዎን ሃገረ መንግስቲ ንምህናፅ ዝሕግዝ ኢዩ ተባሂሉ። ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ክልል ሃረሪ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ መድረኽ ምፍላጥ ስራሕ ኣካይዱ። ኣብቲ መድረኽ መደረ ዝገበራ ምክትል ርእሰ…
ቢዝነስ ኣብ 2014 ዓ.ም ካብ መሸጣ ሓይሊ 20 ነጥቢ 94 ቢሊየን ብር ከምዝተረኸበ ተገሊፁ Desta Aug 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ካብ መሸጣ ሓይሊ ኤሌክትሪክ 20 ነጥቢ 94 ቢሊየን ብር ከምዝተረኸበ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኣገልግሎት ሽፈራው ተሊላ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ካብ መሸጣ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን 6 ዞባታትን 5 ፍሉያት ወረዳታትን ክልል ደቡብ ዘቕረብኡ ሕቶ ሓበራዊ ምምስራት ክልል ብምቕባል ህዝበ ውሳነ ንኽካየድ ወሲኑ Desta Aug 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼብኡ 6 ዞባታትን 5 ፍሉያት ወረዳታትን ክልል ደቡብ ዘቕረብኡ ሕቶ ሓበራዊ ምምስራት ክልል ብምቕባል ህዝበ ውሳነ ንኽካየድ ወሲኑ። እቲ ውሳነ ብሓሙሽተ ተቓውሞ ብኣብዝሓ ደምፂ ኢዩ ፀዲቑ። ኣብ ሓደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ትሑት እቶት ንዘለዎም ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ዝኸውን መንበሪ ክሃንፅ ኢዩ Desta Aug 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ትሑት እቶት ንዘለዎም 64 ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ዝኸውን መንበሪ ክሃንፅ ኢዩ። እቲ ዝህነፅ በዓል ኣርባዕተ ደብሪ መንበሪ ህንፃ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ዘህነፅ እንትኸውን፥ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ምጅማር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን 6 ዞባታትን 5 ፍሉያት ወረዳታትን ክልል ደቡብ ዘቕረብኡ ሕቶ ሓበራዊ ምምስራት ክልል ብዝምልከት ይዛተ ኣሎ Desta Aug 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን 6 ዞባታትን 5 ፍሉያት ወረዳታትን ብሄር ብሄረሰባን ህዝብታትን ክልል ደቡብ ዘቕረብኡ ሕቶ ሓበራዊ ምምስራት ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ውሳነ ሓሳብ ብዝምልከት ይዛተ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ህፁፅ ኣኼባ ካብ ዝቐረበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ስለሺ ምስ ቤት ምኽሪ ንግዲ ኢትዮ-ኣሜሪካ ተዛቲዮም Desta Aug 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ ምስ ኣባላት ቦርድ ቤት ምኽሪ ንግዲ ኢትዮ-ኣሜሪካ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ሃገራዊን ጉዳያት ቢዝነስን ዝጠመተ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ስለሺ ኣብ ኢትዮጵያ ተግባራዊ ይኸወን ብዛዕባ ዘሎ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Desta Aug 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዋሽንግተን ስለሺ በቀለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክል ሓመር ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ክህሊ ዝግበኦ ዘላቒ ህንፀት ሰላም፣ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ምዕሳል ተሓታትነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፍልይቲ ልኡኽ እንግሊዝ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Desta Aug 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፍልይቲ ልኡኽ እንግሊዝ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕሪን ሳራ ሞንትጎመሪ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ እንግሊዝ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብምዝኽካር፥ ብወገን መንግስቲ…