Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘውገዘ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግም ዝኸፈቶ ኲናት ዘውገዘ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተሳሊጡ እቲ ሰልፊ፥ “ብህልውናን ሓድነትን ሃገር ኣይንደራደርን” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተኻየደ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ሰልፊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግም ዝኸፈቶ…

መበል ሓምሻይ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ፖለቲካ ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሓምሻይ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ፖለቲካ ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ተሳሊጡ። እቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መድረኽ፥ ከልቲኣዊ ርክብን ምትሕብባርን ብዓደሽቲን ዝተሓረዩን ዓውዲታት ንምምዕባል ዘኽእለ ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር…

ኣብ ኣፍሪካ ክሌማ ኣብ ምልማድ ልዑል ለውጢ ከምዝመፅእ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ተዛሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ፕሮግራም ምቅልጣፍ ምልማድ ኣፍሪካ“ ኣብ ኣፍሪካ ክሌማ ኣብ ምልማድ ልዑል ለውጢ ከምዝመፅእ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ተዛሪበን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ሆላንድ ሮተርዳም ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ ማእኸል ምልማድ ኣፍሪካ(African Adaption Summit)…

ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝበፅሐና ውቅዒት ምፅዋር ኣይከኣልናን-ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝበፅሐና ውቅዒት ምፅዋር ኣይከኣልናን ክብሉ ኣብ ግምባር ሰቖጣ ኢዶም ዝሃቡ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተዛሪቦም። እቶም ምሩኻት ይካየድ ኣብ ዘሎ ኲናት “ኣምሓራ ክትድምሱሱ ኣለኩም” ዝብል ልኡኽ ከምዝተውሃቦም ተዛሪቦም።…

ሰብ ሃፍረቲ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 3 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣብዑር ንስሙር ሰራዊት ደገፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍረቲ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 3 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣብዑር ኣብ ግንባር ሰሜን ማይፀብሪ ተከዘ ንዝርከብ ስሙር ሰራዊት ደገፍ ገይሮም። ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንሳልሳይ እዋን ዝኸፈቶ ወረራ ንምምካት ኣብ ዝግበር ርብርብ ኢዩ እቶም ሰብ ሃፍቲ…

ኣብያተ ዕዮ ሚኒስቴራት መዓልቲ ወልንታዊያን ብሓባር ኣኽቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ጥዕና፣ ሚኒስቴር ትምህርቲ፣ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን  መዓልቲ ወልንታዊያን ብሓባር ኣኽቢሮም። እቶም ሚኒስቴራት ብሓባር ኣብ ዘሰናድእዎ መርሃ ገብሪ ሙሉእ መዓልቲ፥ ኣብ ቀዳማይ ብርኪን ካልኣይ ብርኪን ቤት ትምህርቲ ሓፈሻዊ ሆስፒታል…

ዝሓዝናዮ ራእይ ንምዕዋት ብሓዱሽ መንፈስ ስራሕ ንቕድሚት ክንጓዓዝ ይግባእ- ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣብ ሓዱሽ ዓመት ዝሓዝናዮ ራእይ ንምዕዋት ብሓዱሽ መንፈስ ስራሕ ንቕድሚት ክንጓዓዝ ይግባእ ክብላ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን  ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ፃውዒት ኣቕሪበን። ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ዘመሓላለፋ…

ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ን2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ን2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበረን ፃንሒት፥ ኢትዮጵያ ፈታኒ ኣብ ዝኾነ…

ካብ ድፋዓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ትካላት ሓገዝ ብስም ተሓገዝቲ ዘእተውዎም ናውቲታት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ድፋዓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ትካላት ሓገዝ ብስም ተሓገዝቲ ዘእተውዎም ናውቲታት ከምዝተረኸቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ራዕዲ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዓሊሙ መጥቃዕቲ ኣብ ዝኸፈተሉ ግንባር ወልቃይት ኣመራርሓ እቲ ጉጅለ ራዕዲ…

መዓልቲ ወልንታዊያን ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) 1 ጳጉመን መዓልቲ ወልንታዊያን ይኽበር ኣሎ። ኣብ ሓዱሽ ዓመት 2015 ዓ.ም ንዓወት ዘብፅሑና ተመክሮታትን ክብሪታትን ብምስፋሕ፣ ዘንፀላለዉና ፈተናታት ብዓወት ንምውፃእ ዘኽእሉ ዕድላት ብምፍጣር መላእ ኢትዮጵያዊ ከምዝቕበል ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…