Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገቡ ኣትሌታት ሽልማት 10 ሚሊየን ብርን ውህብቶ መሬትን ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገቡ ኣትሌታት መርሃግብሪ ምስግናን ሽልማትን የካይድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ…

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ መሰታኡ ደቡብ ሱዳን 5 ንባዶ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቡብ ሱዳን  ኣብ ዝገበሮ መፃረዪ ፀወታ ሻምፒዮና ኣፍሪካ(ቻን) 5 ንባዶ ብምዕዋት ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፉ። መበል ሻውዓይ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ቻን ኣብ ኣልጀሪያ 2023 ዓ.ም.ፈ…

ኢትዮጵያ ብፈተናታት ዘይትሰዓር ሃገር ምዃና ብዘበናት ብምርኣይ ህያው ምስክር ኢያ-ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብፈተናታት ዘይትሰዓር ሃገር ምዃና ብዘበናት ብምርኣይ ህያው ምስክር ኢያ ክብሉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣይተ ተፈሪ ፍቅሬ ተዛሪቦም። ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ቤት ፅሕፈት መርሃ ግብሪ “ኢትዮጵያ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባኒያ ኣፍረይቲ ኣውሮፕላን ኤርባስ ትእዛዝ ኤርባስ A350-1000 ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባኒያ ኣፍረይቲ ኣውሮፕላን ኤርባስ ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝገብሮ ትእዛዝ ኤርባስ A350-1000 ከቲሙ። እቲ መገዲ ኣየር፥ ቅድመ ሐዚ 22 ኤርባስ A350-900 ኣውሮፕላን ብምእዛዝ እተን  16 ብምርካብ ኣብ ስራሕ…

መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ዝካየድ ዘተ ሰላም ኣብ ዝኾነ ይኹን ቦታን እዋንን ንምክያድ ድልው ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ዝካየድ ዘተ ሰላም ኣብ ዝኾነ ይኹን ቦታን እዋንን ንምክያድ ድልው ከምዝኾነ ገሊፁ። ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን፥ ምስ ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን…

ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መርሃ ግብሪ ምስግና ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መርሃ ግብሪ ምስግና ኣካይዶም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፥ “ክብሪን ምስግናን ንዕዑ ንዝንተ እለት ይኹን፣ ንሓደ ደቒቓ ኣብ ዘዘለናሉ ደው ብምባል ንኣምላኽ ምስግና ነቕርብ” እንትብሉ ፃውዒት…

ፖሊስ ፌዴራል መርሃ ግብሪ ምስግና ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ “ሎሚ እውን ከም ትማሊ ፈተናታት ብዓወት ንሳገር፤ ኣእዳውና ንምግና ንዘርግሕ” እንትብሉ ብመሰረት ዘሕለፍዎ መልእኽቲ ፖሊስ ፌዴራል መርሃ ግብሪ ምስግና ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዋና ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ሰራዊት…

ሰርጌ ላቭሮቭ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ረብሓ ክልቲአን ሃገራት ዘረጋግፁ ውሳነታት ዝተመሓላለፈሉ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ረሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ረብሓ ክልቲአን ሃገራት ዘረጋግፁ ውሳነታት ዝተመሓላለፈሉ ኢዩ ከብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣፈኛ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም ሎሚ…

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገቡ ኣትሌታት ክሳብ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝበፅሕ ሽልማት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገቡ ኣትሌታት ካብ 50 ክሳብ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝበፅሕ ሽልማት ተዋሂቡ። ኣብ ኣሜሪካ ኦሪገን ኣብ ዝተኻየደ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገቡ ኣትሌታት ኣብ ቤተ…

ኣትሌታትና ብዝዓተርዎ ዓወት ኢትዮጵያውያን ኣብ ዘዘለናዮ ክሳድና ክነቕነዕ ገይረሙና- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌታትና ብዝዓተርዎ ዓወት ኢትዮጵያውያን ኣብ ዘዘለናዮ ክሳድና ክነቕነዕ ገይረሙና ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ መርሃ ገብሪ ኣቀባብላን ምስጋናን ኣትሌታት ብምርካብ ናይ እንኳዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ…