ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝፀዓኑ ተሽከርከርቲ ዘይተፈቐደ ጥረ ገንዘብን ናውቲታትን ምሕላፍ ዝተወገዘ ኢዩ-ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝፀዓኑ ተሽከርከርቲ ዘይተፈቐደ ጥረ ገንዘብን ናውቲታትን ምሕላፍ ኣጥቢቑ ከምዘግዝ ኣፍሊጡ።
ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፥ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ክልል ዓፋር፣ ጣቢያ ተፍቲሽ ሰርዶ…