Fana: At a Speed of Life!

ተወዳዳሪ ዲጂታል ዜጋ ንምፍጣር ይስራሕ ኣሎ-ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዲጂታል ዓለም ክወዳደር ዝኽእል ዲጂታላዊ ዜጋ ንምፍጣር ይሰርሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጅን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ትካል ልምዓት ካፒታል ፈንድ ሕቡራት መንግስታት ብምትሕብባር ኣብ ዲጂታላዊ ክእለት ምስ መዳርግቲ ኣካላት መኺሩ።…

ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ እቲ ጉጅለ ይዳኸም ኣሎ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ እቲ ጉጅለ ይዳኸም ኣሎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ከበደ ዴሲሳ፥ መንግስቲ ምስ ህዝቢ ብምዃን ኣብ ልዕሊ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ…

ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ዝርከቡ ልዕሊ 12 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ኢዮም-ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ዝርከቡ ልዕሊ 12 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ኢዮም ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ዓለም፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ…

እኽሊ ካብ ዩክሬን ንዕዳጋ ዓለም ኣብ ዝቐርበሉ ኩነታት ብምጥማት ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ፣ ዩክሬን፣ ቱርክን ሰብ መዚ ውሕመን እኽሊ ካብ ዩክሬን ብፀሊም ባሕሪ ኣቢሉ ናብ ዕዳጋ ዓለም ኣብ ዝቐርበሉ ኩነታት ብምጥማት ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ። ሚኒስትር ምክዕልኻል ሃገር ቱርኪ ሁሉሲ አካር ትማሊ ከምዝበልዎ፥ እተን ሃገራትን ሰብ መዚ…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን  ስሩዕ ኣኼቡኡ ምስላጥ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ 6ይ ዘበን ፓርላማ 1ይ ዓመት እዋን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ብግፍዒ ንዝተጨፍጨፉ ንፁሃን ናይ ሕሊና ፀሎት ብምግባር ጉባኤኡ ጀሚሩ። ቃለ ጉባኤ ፈላማይ ህፁፅ ጉባኤ መርሚሩ ብምፅዳቕ ዘትኡ…

ኣይት ደመቀ መኮነን ኣብ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ሉሳካ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይት ደመቀ መኮነን ኣብ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ትማሊ ኣማሲዮም ናብ ዛምቢያ፣ ሉሳካ ኣምሪሖም። እቲ ቤት ምኽሪ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንክልተ ተኸታተልቲ…

ኢትዮጵያን ጃፓንን ሓገዝ ስምምዕነት 3 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጃፓንን ሓገዝ ስምምዕነት ፕሮግራም ምግቢ 3 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ከቲመን። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮን ኣብቲ መዘክር ስምምዕነት ክታሞም ኣንቢሮም። ብጎንፂ፣…

ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንፖሊስ ፌዴራል ዝግበር ደገፍ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ዝግበር ደገፍ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ።እቲ ደገፍ ኣብ ህንፀት ዓቕሚን ዕውትነት ልኡኽን ዘድሊ እታዎት ንምምላእ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረ ሚካኤል ምስ ጉጅለ…

ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ተወሳኺ ደገፍ 2 ሚሊየን ዩሮ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ተወሳኺ ደገፍ 2 ሚሊየን ዩሮ ሂቡ። እቲ ደገፍ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ጎንፂን ድርቂን ኣብ ፀገም ንዝርከቡን ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድሊዮምን ዜጋታት ዝኸውን ኢዩ ተባሂሉ።…

ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ምትኩ ካሳ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ምትኩ ካሳ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም። እቶም ኮሚሽር ብገበን ግዕዝይና ተጠርጢሮም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ረዳት ኮሚሽነር መምርሒ ምርመራ ገበን…