ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣይ ኤም ኤፍ ግምታት ምዕባለ ኢኮኖሚ ዓለም ብ3 ነጥቢ 2 ሚኢታዊት ኣትሒቱዎ Desta Jul 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ግምታት ምዕባለ ኢኮኖሚ ዓለም ብ3 ነጥቢ 2 ሚኢታዊት ኣትሒቱዎ። ዓለም ኣብዚ ሐዚ እዋን ብዝቕባበ ዋጋ፣ ለበዳ ቫይረስ ኮሮናን ጎንፂ ዩክሬንን ኣብ ልዑል ፀገም ጥሒላ ምህላዋ ስዒቡ ኢዩ ኣይ ኤም ኤፍ ነቲ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ደገፍ ስምምዕነት 44 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም Desta Jul 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ደገፍ ስምምዕነት 44 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም። እቲ 40 ሚሊየን ዶላር ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ንምግብን ስነ ምግበን ድሕንነት ፕሮግራም ኣፈፃፅማ ዘውዕል ኢዩ ተባሂሉ። 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ድማ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ዕጡቕ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ዝውሰድ ዘሎ ዝተዋደደ ስጉምቲ ብዘኹርዕ ዓወት ተዓጀቡ ይቕፅል ኣሎ Desta Jul 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ዕጡቕ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ዝውሰድ ዘሎ ዝተዋደደ ስጉምቲ ብዘኹርዕ ዓወት ተዓጀቡ ይቕፅል ኣሎ ከብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ቅድሚ ሒደት መዓልታት “ኣቶ” ኣብ ዝበሃል ቦታ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ መስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ተዛቲየን Desta Jul 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ መስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ተዛቲየን። ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዑደት ዝገብሩ ዘለዉ እቶም ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ፥ ትማሊ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ይዝከር። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ሐዚ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓበቕ ህበይ ዝተትሓዘ ሰብ የለን-ሚኒስቴር ጥዕና Desta Jul 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሐዚ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓበቕ ህበይ ዝተትሓዘ ሰብ የለን ክብል ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጥዕናን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ኣብ እዋናዊ ለበዳታት ጥዕና ጠሚቶም መግለፂ ሂቦም። ኣብ መግለፂኦም፥ ብዝተገበረ ክትትል…
ስፓርት ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝሳተፉ ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌታት ስነ ስርዓት ምፍናው ተሳሊጡ Desta Jul 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ኣብ ዝግበር ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝሳተፉ ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌታት ስነ ስርዓት ምፍናው ተሳሊጡ። እቲ ስነ ስርዓት ምፍናው 2 ሰዓት ናይ ንጎሆ ዝተገበረ እነትኸውን፥ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተወከልቲ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ እውን ከም ትማሊ፥ ፈተናታት ብዓወት ተሳጊርና፣ ኣእዳውና ንምስግን ክንዝርግሕ ኢና-ቀዳማይ ሚሊስትር ኣቢይ ኣሕመድ Desta Jul 27, 2022 0 አዲስ አበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ እዉን ከም ትማሊ፣ ፈተናታት ብዓወት ተሳጊርና፣ አእዳዉና ንምጋና ክንዝርግሕ ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝኸበርኩም ህዝብታት ሃገርና ኢትዮጵያዉያንን ኢትዮጵያውያትን ኢትዮጵያ ዝብል ሸም ንሽግራት ዘይምበርካኽ ብፈተና…
ቢዝነስ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ካብ ፍሪያት ቡና 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር እቶት ንምርካብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ Desta Jul 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ካብ ፍሪያት ቡና 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር እቶት ንምርካብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ በዓል መዚ ቡናን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ዶክተር ኣዱኛ ደበላ ምስ ፋናብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Jul 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ ኣማሲዮም ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ሰርጌይ ላቭሮቭ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜን ክፋል እዛ ሃገር ዘሎ ጎንፂ ብሰላም ንምፍታሕ ምውሳና መርኣያ ሰላም ምዃና ዳግማይ ዘረጋግፅ ኢዩ-ኣምባሳደር ኣለልኝ ኣድማሱ Desta Jul 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜን ክፋል እዛ ሃገር ዘሎ ጎንፂ ብሰላም ንምፍታሕ ምውሳና መርኣያ ሰላም ምዃና ዳግማይ ዘረጋግፅ ኢዩ ክብሉ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣለልኝ ኣድማሱ ገሊፆም። እስራኤል ጎንፂታት ኢትዮጵያ ብሰላም ንምፍታሕ ዝግበሩ ፃዕሪታት…