Fana: At a Speed of Life!

ዝማዕበለ ኣእምሮ ዝፈረሰት ከተማ ይሃንፅ፤ ዝፈረሰ ኣእምሮ ድማ ዝተሃነፀት ከተማ የፍርስ -ብዓል ሞያ ቅኒተ ሕልና

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝማዕበለ ኣእምሮ ዝፈረሰት ከተማ ይሃንፅ፤ ዝፈረሰ ኣእምሮ ድማ ዝተሃነፀት ከተማ የፍርስ  ክብል ብዓል ሞያ  ቅኒተ-ሕልና (ማይንድ-ሴት) ገሊፁ። እቲ ብዓል ሞያ፥ ጥዕንኡ ዝሓለወ መነባብሮን መንነትን ንክህልወና ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ ክህልወና ግድን እዩ…

መንግስታት ኤርትራን ሶማልያን መዘክር ሓባራዊ ስምምዕ ኸቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ምብፃሕ ዘካይዱ ዘሎዉ ፕሬዚዳንት ሶማልያ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ምስ ፕሬዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ መዘክር ሓባራዊ ስምምዕ ከምዝከተሙ ተገሊፁ። ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ  ኢትዮጵያ ከምዝሓበሮ፥ ሃገረ ኤርትራን ፈደራላዊት ሪፓብሊክ…

ስእነት ስራሕ ንምቕናስ ውልቀ ዓውዲ ዘይትካእ ግደ ኣለዎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስእነት ስራሕ ንምቕናስ ውልቀ ዓውዲ ዘይትካእ ግደ ኣለዎ ተባሂሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን፥ ቁፅሪ ስራሕ ስእነት ካብ እዋን ናብ እዋን ይውስኽ ኣሎ ኢሎም። ካብ መንጎ እቲ ስራሕ ኣልቦ እቲ 80 ሚኢታዊ…

ቀዳምን ሰንበትን ጥራሕ ፅዑቕ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ምግባር ኣብ ሙሉእ ሰሙን ምስ ዝግበር ምንቅስቓስ ዝመዓራረ ረብሓ ኣለዎ -መፅናዕቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመራመርቲ ኣሜሪካ  ኣብ ቀዳምን ሰንበትን ክብድ ዝበለ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ዝገብሩ ሰባት ክሳብ ክንደይ እወንታዊ  ውፅኢት ከምዘመዝገቡ ንምፍላጥ ኣብ 350 ሽሕ ሰባት ን10 ዓመታት ክትትል ክገብሩ ከምዝፀንሑ ተገሊፁ። እቲ ኣብ መፅሄት ጃማ ኢንተርናል…

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ማሕልኻታት ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ብምጥማት ምስ ዳይሬክተር ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ማሕልኻታት ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ብምጥማት ምስ ዳይሬክተር ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሪካ ኣይተ ኣበበ ስላሴ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንለውጢ ዘለዎ ፅኑዕ እምነት እቶም ዳይሬክተር ምግላፆም ካብ ሚኒስቴር…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ጤቓ ተቓሪፁ ዝነበረ በረራ ኣውሮፕላን እቲ ኣብዝሓ ከምዝተጀመረ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ጤቓ ተቓሪፁ ዝነበረ በረራ ኣውሮፕላን እቲ ኣብዝሓ ከምዝተጀመረ   መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ሰዓታት ዝነበረ ጤቓ ምምሕያሽ ከምዘርኣየ ሓቢሩ። ስለዝኾነ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብዓዊ ረድኤት ዝውዕል ደገፍ 1 ሚሊየን ዩሮ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብዓዊ ረድኤት ዝውዕል ደገፍ 1 ሚሊየን ዩሮ ገይራ። እቲ ደገፍ ኣብ ዝተፈላሉ ከባቢታት ኢትዮጵያ ንዝርከቡን ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮምን ዜጋታት ዝውዕል ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ብዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል…

ኢትዮጵያ መመሓየሺ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ኣብ ምድላው ዕዉት ተመክሮ ኣለዋ-ዶ/ር እዮብ ተካልኝ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መመሓየሺ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ኣብ ምድላው ዕዉት ተመክሮ ኣለዋ ሚኒስተር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶ/ር እዮብ ተካልኝ ተዛሪቦም። ዶ/ር እዮብ፥ ተቓላዓይነት ልቓሕ ብምቕራፍ ዘላቒ ስርዓት ፋይናንስ ንምትግባር ኣብ ዝተሰናደአ መበል ታሽዓይ…

ኣምራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕኸል ኣግራብ  ክፍለ ከተማ ጉሌሌ ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጦም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ሓላፊ ቤት ፅሕፈትን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣይተ ተፈሪ ፍቕረን ካልኦት…

ኢትዮጵያ ዘላቒ ስርዓት ኣማራፅታት መጓዓዚያ ኣብ ረብሓ ምውዓል ከምተተባብዕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣4 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሓምለዋይን  ዘላቒን ስርዓት ኣማራፅታት መጓዓዚያ ኣብ ረብሓ ምውዓል ከምተተባበዕ ተገሊፁ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን መጓዓዚያን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ምቹው ዕዳጋ ተሽከርከርቲ ኤሌክትሪክ ብዝምልከት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ…