ብዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ኣብ 2014 ዓ.ም ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ንዘርኣያ ክልላት ሽልማት ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንተርፕራይዝ ልምዓት ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ኣብ 2014 ዓ.ም ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ንዘርኣያ ክልላት ሽልማት ሂቡ።
ብመሰረት ዝተቐመጠ መለክዒ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ንዝወፅኣ ቢሮታት ዝተፈላለያ ክልላት ኢዩ እቲ ሽልማት ተዋሂቡ።…