ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳነት ቤት ምኽሪ ኣውሮፓ ብቴሌፎን ተዛቲዮም Desta Jul 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳነት ቤት ምኽሪ ኣውሮፓ ቻርለስ ሚሼል ብቴሌፎን ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ብምርኻብ ኣብ ዝተዘራረብሉ እዋን ዝተላዘብሎም ዛዕባታት ብዝምልከት ዝበፅሕሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ዘቕርቦ ዝኾነ ይኹን ኣጀንዳን ተዛታዪን መንግስቲ ንምልዛብ ድልዊ ከምዝኾነ ኣረጋጊፆም Desta Jul 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ዘቕርቦ ዝኾነ ይኹን ኣጀንዳን ተዛታዪን መንግስቲ ንምልዛብ ድልዊ ከምዝኾነ ኣረጋጊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላትን ኣመራርሓን ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ተዛቲዮም። ኣካቢ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ሸኔ ምስ ህዝንና ብምዃን ክሳብ መወዳእታ ተኸታቲልና ክነወግዶ ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jul 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ሸኔ ምስ ህዝንና ብምዃን ክሳብ መወዳእታ ተኸታቲልና ክነወግዶ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ኣካላት ፀጥታ ካብ ዘውረድሉ በትሪ ዘምለጠ ጉጅለ ሸኔ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሰል ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን ንክኽበር ብሽርክና ከምዝሰርሕ ዩኒሴፍ ኣፍሊጡ Desta Jul 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መሰል ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን ንክኽበር ብሽርክና ከምዝሰርሕ ዩኒሴፍ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋየ፥ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ መሰል ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን ንክኽበር ከምኡውን ኣብ ማሕበራዊ ጉዳይ ዝሰርሖ ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀረብ መድሓኒት ንምምሕያሽ ዘየኽእሉ ማዕቐፋት ሕጊ ምምሕያሽ ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Jul 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀረብ መድሓኒት ንምምሕያሽ ዘየኽእሉ ማዕቐፋት ሕጊ ምምሕያሽ ከምዝግባእ ተገሊፁ። እቲ ምምሕያሽ ጠሚቱ ኣብ ሃዋሳ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴ ልምዓት ባህልን ስፖርቲን ማሕበራዊ ጥዕና ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተሳቲፎም። ኣካቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣካዳሚ ንብረት ኣእምሮ ኢትዮጵያ ብዕሊ ተኸፊቱ Desta Jul 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ንብረት ኣእምሮ ኢትዮጵያ ብዕሊ ተኸፊቱ። በዓል መዚ ንብረት ኣእምሮ ኢትዮጵያ ካብ ትካል ንብረት ኣእምሮ ዓለም ብመሰረት ዝረኸቦ ደገፍ ኢዩ ተኸፊቱ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ዶክተር ኤርሚያስ የማነብርሃን፥ ኣእምሮኣዊ ንብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውሕስነት ማይ፣ ምግብን ኢነርጂን ዝጠመተ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jul 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሕስነት ማይ፣ ምግብን ኢነርጂን ዝጠመተ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ ፍሎሪዳ ኢንተርናሽናል ዩኒቨርስቲ ም ማእኸል ምርምር ማኔጅመንት ማይ ኣፍሪካን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ብምዃን ዝተሰናደአ ኢዩ። ዕላምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ናይ ሹመት ደብዳቤኦም ንፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣቕሪቦም Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ናይ ሹመት ደብዳቤኦም ንፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣቕሪቦም። እቶም ኣምባሳደር ኣብቲ እዋን ምስ ሓጋዚት ፀሓፊ ጉዳያት ኣፍሪካ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሞሊ ፊ ኣብ ክልቲኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ንስደተኛታትን ስደተኛታት ኣብ ዝተኣናገድሉ ከባቢታት ንዝነብሩ ክፋላት ሕብረተሰብን ዝኸውን ደገፍ 180 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ንስደተኛታትን ስደተኛታት ኣብ ዝተኣናገድሉ ከባቢታት ንዝነብሩ ክፋላት ሕብረተሰብን ዝኸውን ደገፍ 180 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። እቲ ደገፍ ነቶም ስደተኛታትን ስደተኛታት ዘተኣናግዱ ክፋላት ሕብረተሰብን ዝግበር ምምሕያሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ዝመፅኡ ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ዝመፅኡ ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቶም ክልተ ኣባላት ግብረ ራዕዲ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ከባቢ ቱሉ ዲምቱ 11:00 ሰዓት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ።…