Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ንእትሰርሖም  ተግባራት ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ከምዝድግፍ ውሕመ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ንምዕዋት ዓሊማ ንእትሰርሖም  ተግባራት ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ከምዝድግፍ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን  ዶክተር ፍፁም አሰፋ፥ ኣብ ኒዮርክ ምስ ዝሳለጥ ዘሎ ገምጋም ሸቶታት ዘላቒ…

ግሎባል ኣሊያንስ ኣብ ወረዳ መቕደላ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ደገፍ ምግቢን ክዳውንቲን ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግሎባል ኣሊያንስ ኣብ ወረዳ መቕደላ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ልዕሊ 3 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ደገፍ ምግቢን ክዳውንቲን ገይሩ። ልዕሊ 2 ሺሕን 500 ኮበርታን  368 ኩንታል ሑሩጭን ሓገዝ ከምዝገበረ ተገሊፁ። ኣተሓባባሪ እቲ ደገፍ…

ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣፅዋር ኲናትን ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኣከበ 10 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣፅዋር ኲናትን ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኣከበ 10 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካን ተታሒዙ። እቲ ዘይሕጋዊ ኣፅዋርን ገንዘብን ብናይ ህዝቢ ሓበሬታ ከመዝተትሓዘ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። መምርሒ ፖሊስ እቲ ክፍለ ከተማ ቡልቡላ ኮንዶሚኒየም…

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣይተ ርስቱ ይርዳን ኣብ ዞባ ከምባታ ጠምባሮ ፈልሲ ተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳን ኣካል መበል 4ይ ዙር መርሃ ግብሪ ተኸላ ሓምለዋይ ኣሰር ዝኾነ ኣብ ዞባ ከምባታ ጠምባሮ ወረዳ ቃቻ ቢራ ፈልሲ ተኺሎም። ናይ ሎሚ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር…

ኣወሃህባ ኣገልግሎት ባንክታት ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ክኸውን ይግባእ- ዶክተር ይናገር ደሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣወሃህባ ኣገልግሎት ባንክታት ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ክኸውን ከምዘለዎ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ዶክተር ይናገር ደሴ ኣተሓሳሲቦም። 10 ሽሕ ዝኾኑ ሰብ ኣክስዮናት ዘለዎ ባንኪ ኣሃዱ ሎሚ ብዕሊ ስርሑ ጀሚሩ። ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ዶክተር ይናገር ደሴ…

ህፃናትን ፈልስታትን ሓደ ስለዝኾኑ ክልቲኦም ተመሳሳሊ ክንክን የድልዮም-ዶክተር ለገሰ ቱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፃናትን ፈልስታትን ሓደ እዮም ክልቲኦም ተመሳሳሊ ክንክን የድልዮም እዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ገሊፆም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣመራርሓ ተፀዋዕቲ ትካላትን ክኢላታትን ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ወረዳ…

ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምቕራፍ ብትኹረት እናተሰርሐ ኢዩ- ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ቴክኖሎጂታት ብምጥቃም ኣባይቲ ብምሕዳስን ኣብ ሓፂር እዋን ዝዛዘሙ ገዛውቲ ብምህናፅ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምቅላል ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝኾነ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ተዛሪበን። ንቐፃሊ ብካልኦት ኣማራፅታት ፀገም መንበሪ…

ፍፃመ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ 10 ሽሕ ሜትሮ ሎሚ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍፃመ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ 10 ሽሕ ሜትሮ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4:20 ክካየድ እዩ። ኣብ ኦሪገን ኣሜሪካ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 18 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ኢትዮጵያ ናይ 10 ሽሕ ሜትሮ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ውድድር ፍፃመ…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ሙያ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ሙያ ዘሰልጠኖም ልዕሊ 5 ሺሕ ተምሃሮ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ማሕበረሰብ እቲ ዩኒቨርሲቲን ተረኺቦም።…

ኣብ ትግራይ  ብሚልየን  ንዝቑፀሩ ሰባት  እኽሊ መግቢ ምቕራብ ብምኽኣሉ ከጋጥም ዝነበረ ሓደጋ ጥምየት ምድሓን ከምዝተኸኣለ  ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ  ብሚልየን  ንዝቑፀሩ ሰባት  እኽሊ መግቢ ምቕራብ ብምኽኣሉ ከጋጥም ዝነበረ ሓደጋ ጥምየት ምድሓን ከምዝተኸኣለ  ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ዳይሬክተር እቲ ትካል ኣድሪያን ቫን ደር ክናፕ…