60 ዓይነታት ትምህርቲ A+ ብምምዝጋብ ታሪክ ዝሰርሐ ተምሃራይ ዩንቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሎሚ ዘበን ተመራቒ ዩንቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ 60 ዓይነታት ትምህርቲ A+ ብምምዝጋብ ታሪክ ሰሪሑ።
ወዲ 25 ዓመት ተመራቓይ ራጂ ብዓውዲ ትምህርቲ ፊዚክስን ሒሳብን ዝተምሃረ እንትኸውን፥ ብ60 ዓይነታት ትምህርቲ A+ ብምምዝጋብ…