Fana: At a Speed of Life!

እትልወጥ ዘላ ኣዲስ ኣበባ መርኣዪ መሪሕ ትምኒት እታ ሃገር ኢያ- ዘ ኢኮኖሚስት

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እትልወጥ ዘላ ኣዲስ ኣበባ መርኣዪ መሪሕ ትምኒት እታ ሃገር ኢያ ክብል መፅሄት ዘ ኢኮኖሚስት ፀብፂቡ። ዘ ኢኮኖሚስት ኣብ ፀብፃቡ፥ ኣብኢትዮጵያ ጎንፂ እኳ እንተነበረ ጉኒ ንጎኒ እቲ ጎንፂ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣዲስ ኣበባ ይሃንፁ ኣለዉ…

ንስርዓት ደርጊ ኣብ ምውጋድ ዝተኻየደ ብረታዊ ቃልሲ ግደ ህወሓት ካብ 25 ምኢታዊት ኣይበልፅን-ኢንጂነር ግደይ ዘርኣጽዮን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንስርዓት ደርጊ ኣብ ምውጋድ ኣብ ዝተኻየደ ብረታዊ ቃልሲ ግደ ህወሓት ካብ 25 ምኢታዊት ከምዘይበልፅ መስራቲን ኣመራርሓን ነበር እቲ ፓርቲ ኢንጂነር ግደይ ዘርኣጽዮን ገሊፆም። ኢንጂነር ግደይ ዘርኣጽዮን አይተ መኰንን ዘለለውን ምስ መሶብ ፋና ፃንሒት…

1 ሺሕን 127 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 127 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም። ካብ መንጎ እቶም ተመለስቲ እቶም ሽዱሽተ ህፃናት ከመዘኾኑ ተሓቢሩ። እቶም ተመለስቲ ዘድሊ ክንክንን ሓገዝን ብምግባር ናብ ዝተዳለወሎም መዕረፊ ማእኸላት ክኣትዉ…

ኣብ ዩንቨርስቲታት ተመሳሳሊ ትሕዝቶ ሃሊዩዎም ዝተፈላለየ መፀውዒ ዝሓዙ ዓውዲታት ትምህርቲ ስያመኦም ክስተኻኸል ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩንቨርስቲታት ተመሳሳሊ ትሕዝቶ ሃሊዩዎም ዝተፈላለየ መፀውዒ ዝሓዙ ዓውዲታት ትምህርቲ ስያመኦም ክስተኻኸል ከምዝግባእ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ። ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ምስ ሚኒስቴር ትምህርቲ ብምትሕብባር መስተኻኸሊ ስያመ ፕሮግራም ቅድመ ምረቓ…

ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣10  ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ታኒዛኒያ ሽብሩ ማሞ ሓቲቶም። ኣምባሳደር ሽብሩ ማሞ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ታኒዛኒያ ዶክተር…

ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 405 ሚሊየን ዶላር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 405 ሚሊየን ዶላር ገይሩ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒሰተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ዳይሬክተር ግሩብ ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኦስማን ዲዮን ክታሞም ኣምቢረሙሉ። ካብቲ ድምር ደገስ እቲ 195 ሚሊየን ለበዳ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ከይዲ ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ወላይታ ሶዶ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ  ክልል ደቡብ ወላይታ ሶዶ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ከባቢ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ እርስቱ ይርዳውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር…

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ልኡኻት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ልኡኻት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን። እቲ ዘተ ምስቲ ባንኪ ምስ ዝስርሑ ተግባራትን ተመሳሰልቲ ዛዕባታተን ደገፍ ፋይናነስ ኣብ ዝግበረሉ ኩነታት ጠሚቱ ኢዩ ተኻይዱ። ወ/ሮ ሙፈሪሃት ኣብ ማሕበራዊ…

ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኢንዱስትሪ ፊልሚ ብምስፋሕ ዝያዳ ናይ ስራሕ ዕድልን ናይ እቶት ዕድላትን ምፍጣር የድሊ – ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ

ኣዲስ ኣበባ፣10  ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኢንዱስትሪ ፊልም ምስፋሕን ኣብቲ ክልል ዝያዳ ዕድል ስራሕን እቶትን ምፍጣር ከምዘድሊ ነበር ፕሬዚዳንት ፌደራል ዴሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ገሊፆም። ዶክተር ሙላቱ ነዚ ዝገለፁ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ…

ዓቕሚ ኣመራርሓ ትካላት ፈትሒን ሕጊን ንምጉልባት ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲቲዩት ሕጊን ፍትሒን ፌዴራል ዓቕሚ ኣመራርሓ ትካላት ፈትሒን ሕጊን ንምጉልባት ዝዓለመ መድረኽ ዘተ የካይድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ላዕለዎት ኣመራርሓ ላዕዋይ ቤት ፍርዲ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን፣ ዓቀብቲ ሕጊን ካልኦት…