ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ምዕራብ ወለጋ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዘብፀሖ ሓደጋ ብፅኑዕ ኣውጊዘ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ምዕራብ ወለጋ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዘብፀሖ ሓደጋ ብፅኑዕ ኣውጊዘ።
እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብሓይሊታት ፀፅታ ዝበፅሖ ካብ ዘሎ መጥቃዕቲ ብምህዳም ኣብ ልዕሊ እቶም ንፁሃን ሓደጋ ከምዘብፀሐ ሓቢሩ።…