መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ መገዲ ኣየር ዓለምና ብዝበለፀ ኣፍሪካን እስያን የራኽብ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ መገዲ ኣየር ዓለምና ብዝበለፀ ኣፍሪካን እስያን የራኽብ ከምዘሎ ተገሊፁ።
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ማእኸላይ ምብራቕ ከይሓወሰ ናብ 13 ሃገራት እስያ በረራ ንምጅማር ከምዝተለመ ተገሊፁ።
እቲ መገዲ…