ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ተዛቲዮም Desta Jun 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ኣነሌና ቤርቦክ ብቴሌፎን ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ጀርመን ምስ ኢትዮጵያ ብዙሕ ዓመታት ዘቑፀረ ሕውነት ካብ ዘለወን ሃገራን ሓንቲ ከምዝኾነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ዝተፈተኑ መጥቃዕቲታት ሳይበር ብምፍሻል ክሳራ 1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ምድሓን ተኻኢሉ Desta Jun 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ዝተፈተኑ መጥቃዕቲታት ሳይበር ብምፍሻል ክሳራ 1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን መርበብ ድሕንነትን ገሊፁ። እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ፋይናንስን ትካላት ሚዲያን ብበዝሒ ዒላማ ዝገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ፖሊስ ተላዚቦም Desta Jun 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድሃብ ምስ ኣመራርሓታት ፖሊስ ተላዚቦም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ሪፎርም ፖሊስ፣ ኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ተግባራትን ዝጠመተ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ምስ ሓላፊት ስራሕ ምትሕብባር ልምዓት ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም Desta Jun 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፈትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ምስ ሓላፊት ስራሕ ምትሕብባር ልምዓት ሕብረት ኣውሮፓ ፌራን ሚሪያም ኣብ ብራስለስ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ምኽኒያት ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ኣብ ዘኽእል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ 2021 ኣብ ኣፍሪካ ካብ መንጎ ዝነበሩ ሓሙሽተ ተመረፅቲ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ሓንቲ ከምዝኾነት ተገሊፁ Desta Jun 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2021 ኣብ ኣፍሪካ ካብ መንጎ ዝነበሩ ሓሙሽተ ተመረፅቲ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ሓንቲ ከምዝኾነት ኮንፈረንስ ልምዓትን ንግዲን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ገሊፁ። እቲ ትካል ሐዚ ዘሎ ዓለም ለኻዊ ፀብፃብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምርኢት ስእሊን መድረኽ ዘተን “ብዛዕባ ኢትዮጵያ” ኣብ ሃዋሳ ተኸፊቱ Desta Jun 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምርኢት ስእሊን መድረኽ ዘተን "ብዛዕባ ኢትዮጵያ" ኣብ ሃዋሳ ተኸፊቱ። እቲ መድረኽ ትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ዘዳለዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞን ዋና ኣፈፃሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ ምስ ኣምባሳደር ቲቦር ናዥ ተዛቲዮም Desta Jun 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ዶክተር ስለሺ በቀለ ምስ ነበር ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ቲቦር ናዥ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ 15 ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ቴክኖሎጂን ኣንግሎ ስቴትን እውን ተረኺቦም። እቲ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣብ ዝተተለመሉ እዋን ዕላዊ ንክኸውን ዘኽእል ምቹው መሰረተ ልምዓት ከምዘለዉ ተገሊፁ Desta Jun 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣብ ዝተተለመሉ እዋን ዕላዊ ንክኸውን ዘኽእል ምቹው መሰረተ ልምዓት ከምዘለዉ ተገሊፁ። ፓርክ ኢንዱስትሪ ድሬዳዋን ደረቕ ወደብ ድሬዳዋን ብምውዳድ ዝጣየሽ ናፃ ቀጣና ንግዲ ጠሚቱ ኣብ ክሊ ማዕቐፋት ሕጊን መሰረተ ልምዓትን ዘተ ተኻይዱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ወግዒ “ካብ መንጎ ፅንፈኛ ወርቃዊ ማእኸላይ ምንዳይ” ብዝብል ርእሲ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ፅሕፈት ፕሬስሴክሬታሪያት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝዳሎ ሓዱሽ ወግዒ “ካብ መንጎ ፅንፈኛ ወርቃዊ ማእኸላይ ምንዳይ” ብዝብል ርእሲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ፍታሕን ዓውዲን ፅንፈኝነት ዘድሃበ ቀዳማይ ክፍለ ጊዘ ፕሮፌሰር ሃብታሙ ወንድሙ ብዘቕርብዎን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 96 ኪሎግራም ዝምዘን ንግዚኡ እንታይነቱ ዘይተፈለጠ ናውቲን ሓደገኛ መዐወኒ እፅን ብመዕርፎ ነፍረቲ ቦሌ ኣቢሉ ናብ ወፃኢ ንክወፅእ ተታሒዙ Desta Jun 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)96 ኪሎግራም ዝምዘን ንግዚኡ እንታይነቱ ዘይተፈለጠ ናውቲን ሓደገኛ መዐወኒ እፅን ብመዕርፎ ነፍረቲ ቦሌ ኣቢሉ ናብ ወፃኢ ንክወፅእ ተታሒዙ። ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ጁሃንስበርግ ኣብ ዝበርር ኣውሮፕላን 44 ኪሎ ግራም ዝምዘን ኖራ ዝመስል 39 ለማፅ…