Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ከባቢ ደበን ዘጋጠመ ምስሕሓብ ብዘተ ንክፈትሓ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ኢጋደን ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ከባቢ ደበን ዘጋጠመ ምስሕሓብ ብዘተ ንክፈትሓ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ኢጋደን ሓቲቶም። ኣቦ መንበር እኢ ኮሚሽን ሙሳ ፋቂ ማሃማት፥ክልቲአን ሃገራት ካብ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ንክቑጠባ ሓቲቶም። ዘጋጠመን ዘይምርድዳእ ኣብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ባህሬን ኣቋሪፁዎ ዝነበረ በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ባህሬን ኣቋሪፁዎ ዝነበረ በረራ ኣብዚ ሰሙን ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። መራሒ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ኣወል ወግሪስ ኣብ ባህሬን ምስ ወኪን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ሰለሙን ዳዊትን ካልኦት መሳርሕቶምን ተዛቲዮም።…

210 ኪሎ ሜትሮ ዝንውሓቱ ህንፀት መገዲ ግልገል በለስ- ዓብዪ  ግድብ ህዳሰ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መምርሒ መከላከያ መሃንዲስ ካብ ግልገል በለስ ክሳብ  ዓብዪ  ግድብ ህዳሰ ዝሃነፆ 210 ኪሎ ሜትሮ ዝንውሓቱ ህንፀት መገዲ ብምዝዛም ተመሪቑ። እቲ ዋና መምርሒ ካብ ሳልሳይ በርኪ ፀፀር መገዲ ናብ ላዕለዋይ ብርኪ ፀፀር መገዲ ዘዕበዮ መገዲ…

ናይ ፅልኣት ዘረባን ስኑዕ ሓበሬታን ምክልኻል ዝጠመተ ሃገራዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ፅልኣት ዘረባን ስኑዕ ሓበሬታን ምክልኻል ዝጠመተ ሃገራዊ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ “ናይ ፅልኣት ዘረባን ስኑዕ ሓበሬታን እናተቓለስና ስርዓት ዴሞክራሲ ንህነፅ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣለዎ። ዋና ዳይሬክተር በዓል…

ጉባኤ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሃዋሳ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሃዋሳ ተጀሚሩ። እቲ ጉባኤ “ተሳትፎን ተረባሕነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ንኩለ መዳይ ምዕባለ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዘለዎ ተሓቢሩ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ሓዊሱ…

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ይምርቑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ይምርቑ ኣለዉ። እቶም ፕሮጀክትታት ብመንስቲ፣ ህዝቢን ኣጋር ኣካላትን ዝተሃነፁ ኢዮም ተባሂሉ። ኣብቲ ስነስርዓት ምረቓ፥ ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ትካል ቀይሕ ወርሒ ሕቡራት…

እምነት፣ ብሔርን ኣረኣእያ ፖለቲካን ሓደ ኮይንና ካብ ምንባር ከምዘይኽልክሉና ማሕበረሰብ ኣውራ ኣምባ ህልዊ ምስክር ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እምነት፣ ብሔርን ኣረኣእያ ፖለቲካን ሓደ ኮይንና ካብ ምንባር ከምዘይኽልክሉና ማሕበረሰብ ኣውራ ኣምባ ህልዊ ምስክር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ቀዳማይ ጉባኤ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ጉባኤ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ። ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ሃዋሳ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሃዋሳ እንትበፅሕ፥ ሓላፊት ቅርንጫፍ…

ብምክትል ኣፈ ጉባኤ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጉባኤ ፓን-ኣፍሪካ ይሳተፍ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ወይዘሮ ሎሚ በዶ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጉባኤ ፓን-ኣፍሪካ ይሳተፍ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሣ ፋቂ  መኽፈቲ መደረ  ኣስሚዖም። ሓደሽቲ…

ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዝላዘብ መዛተዪ ክበብ ንምጥያሽ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዝላዘብ መዛተዪ ክበብ ንምጥያሽ ተስማዕሚዐን። እቲ ክበብ ወለታዊያን ዝኾና ሃገራት ብምትሕብባር ናህሪ ሙቐት ዓለም ምቁፅፅር ኣብ ዘኽእል ኩነታት ከምዝሰርሕ ኣብ መግለፂአን ኣፍሊጠን። ብፍላይ ካብ ዓውዲ…