Fana: At a Speed of Life!

ለውጢ ስዒቦም ኣብ ዝወፅኡ ሕጊታት ዝረኣዩ ክፍተታት ተፈፃምነት መፅናዕቲ ብምግባር ምክረ ሓሰሳብ ዘቕርብ ጉጅለ ተወዲቡ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ስዒቦም ኣብ ዝወፅኡ ሕጊታት ዝረኣዩ ክፍተታት ተፈፃምነት መፅናዕቲ ብምግባር ምክረ ሓሰሳብ ዘቕርብ ጉጅለ ተወዲቡ ናብ ስራሕ ከመዝኣተወ ተገሊፁ። እቶም ሕጊታት ኣዋጅ ምምሕዳር ኣፅዋራት ኲናት፣ ኣዋጅ ስነ ሰርዓት ምምሕዳር፣ ኣዋጅ ጠበቓታት፣…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ሚኒስትር ዓለም ለኸ ትሕብብር ስዊድንን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቢስሊን ሚኒስትር ዓለም ለኸ ትሕብብር ስዊድን ማቲልዳ ኧርንክራንስ ን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ዝተጎድኡ ከባቢታት ዝግበር…

ጉጅለ ራዕዲ ሸኔን ንባዕሉ ግንባር ነፃነት ጋምቤላ ብምባል ዝፅውዕ ጉጅለ ዕጡቕን ሃንደበት ኣብ ከተማ ጋምቤላ ዝኸፈትዎ መጥቃዕቲ ፈሺሉ-ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ራዕዲ ሸኔን ንባዕሉ ግንባር ነፃነት ጋምቤላ ብምባል ዝፅውዕ ጉጅለ ዕጡቕን ሃንደበት ኣብ ከተማ ጋምቤላ ዝኸፈትዎ መጥቃዕቲ ብዝተዋደደ ፃዕሪ ሓይሊታት ፀፅታ ፈሺሉ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ ገሊፆም። ሓይሊታት ፀፅታ…

ንብረት ኣእምሮ ሃገራዊን ልምዓት ሴክተራትን ሸቶታት ኣብ ምዕዋት ወሳኒ ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንብረት ኣእምሮ ሃገራዊን ልምዓት ሴክተራትን ሸቶታት ኣብ ምዕዋት ወሳኒ ግደ ከምዘለዎ በዓል መዚ ነብረት ኣእምሮ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ዶክተር ኤርሚያስ የማነ ብርሃን፥ እቲ በዓል መዚ ምስ ትካል ንብረት ኣእምሮ ዓለም ብምዃን…

ኣዲስ ኣበባ መርኣያ ምዕባለ ከተማታት ኢትዮጵያ ንክትከውን ንሰርሕ ኣለና-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ መርኣያ ምዕባለ ከተማታት ኢትዮጵያ ንክትከውን ንሰርሕ ኣለና ክብላ ከንቲባ እታ ከተማ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ንኣባላት ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝህነፁ ዘለዉን ዝተሃነፁን መሰረተ ልምዓታት ዘጎብነያ…

ፌስቲቫል ጥበባትን ባህሊን ምብራቕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌስቲቫል ጥበባትን ባህሊን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣካል እቲ ፌስቲቫል ዝኾነ ምርኢት ኣደባባይ እውን ይካየድ ኣሎ። እቲ ፌስቲቫል፥ “ጥበባትን ባህሊን ንቀጣናዊ ምትእስሳር” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…

ተርኪ ካብ 2023 ጀሚራ ብሸነኽ ፀሊም ባሕሪ ኣቢላ በቢዕለቱ 10 ሚሊየን ሜትሪክ ኪዩቢክ ጋዝ ተፈጥሮ ክተእትይ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተርኪ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2023 ጀሚራ ብሸነኽ ፀሊም ባሕሪ ኣቢላ በቢዕለቱ 10 ሚሊየን ሜትሪክ ኪዩቢክ ጋዝ ተፈጥሮ ከምእተእትይ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ከምዝበልዎ፥ እቲ መጠን ጋዝ ኣብ 2026 ከብ ከምዝብል…

ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝረብሕ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝረብሕ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብሄራዊ ዘተ ጠሚቶም ንዘልዓልዎ ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ኮሚሽን ዘተ ብቤት ምኽሪ…

ኣታዊ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 4 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓማውቲ ብመሰረት ዝተሰርሐ ሪፎርም ኣታዊኡ ካብ ዝነበሮ 3 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ናብ  4 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ክብ ከምዝበለ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብሪሆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት…