ብዓል መዚ ነዳድን ኢነርጂን ሰብ ሰራሕ ሕፅረት ነዳዲ ኣብ ልዕሊ ዝፈጥሩ ኣካላት ስጉምቲ ከምዝወስድ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓል መዚ ነዳድን ኢነርጂን ሰብ ሰራሕ ሕፅረት ነዳዲ ኣብ ልዕሊ ዝፈጥሩ ኣካላት ስጉምቲ ከምዝወስድ ኣፍሊጡ።
እቲ ብዓል መዚ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከተማታት ክልልን ኢኮኖሚያዊ ሽርሒ ንምፍጣር እንትብሃል ሰብ ሰራሕ…