Fana: At a Speed of Life!

ኣታዊ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 4 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓማውቲ ብመሰረት ዝተሰርሐ ሪፎርም ኣታዊኡ ካብ ዝነበሮ 3 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ናብ  4 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ክብ ከምዝበለ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብሪሆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት…

ድሕሪ ለውጢ ዘጋጠሙና ፈተናታት ከመይ ሓሊፍናዮም ዝብል ምርኣይ ግቡእ ኢዩ -ቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ  ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝተልዓልሎም ሕቶታት መብርሂ ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንዝቐረበሎም ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ብብርኪ ሃገር ድሕሪ ለውጢ ኣብ ከይዱ ዘጋጠሙ ዕንቅፋታት ብትኽክል…

ዝፈረሰ ኣእምሮ ሃገር ኣይሃንፅን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ዝፈረሰ ኣእምሮ ሃገር ኣይሃንፅን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ  ዝህቡዎ መልሲ ዘዳምፅ 6ይ ቤት ምኽሪ 1ይ ዘበን ስራሕ መበል 13 ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። እቶም ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ…

ዳያስፖራ ዝጀመሮም ስራሕቲ ምትእኽኻብ ሃፍቲን ፐብሊክ ዲፕሎማሲን ኣጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ-ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብዘጋጠመ ጎንፂ ንዝበፅሐ ጉድኣት ዝኸውን ዳያስፖራ ዝጀመሮም ስራሕቲ ምትእኽኻብ ሃፍቲን ፐብሊክ ዲፕሎማሲን ኣጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ ክብለየ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ…

ስርዓት ድጎማ ነዳዲ ኣብ ዝተተለመሉ እዋን ተግባራዊ ክግበር ኢዩ- ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ድጎማ ነዳዲ ኣብ ዝተተለመሉ እዋን ተግባራዊ ክግበር ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣፍሊጠን። እተን ሚኒስትር፥ ነዳዲ ኣብ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን  ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ቁልፊ ግደ ኣለዎ ኢለን። ምስ…

መንግስቲ ፈረንሳይ ብሰንኪ ኲናት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዕንወት ንዘጋጠሞም ትካላት ጥዕና ዝኸውን ደገፍ 1 ነጥብ 5 ሚሊየን ዩሮ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፈረንሳይ ብሰንኪ ኲናት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዕንወት ንዘጋጠሞም ትካላት ጥዕና ዝኸውን ደገፍ 1 ነጥብ 5 ሚሊየን ዩሮ ገይሩ። እቲ ፕሮጀክት ንምትግባር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስቴር ጥዕናን ኤምባሲ ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያን ተፈሪሙ።…

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ስምምዕነት ልቓሕ 22 ሚሊየን ዩሮ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ስምምዕነት ልቓሕ 22 ሚሊየን ዩሮ ከቲመን። እቲ ልቓሕ ኣብ ባዕኸር፣ ቡልቡላ፣ ቡሬ፣ይርጋለም ንዘለዉ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተዋደደ መቀነባበሪ ግብርና ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ…

ፕሬዚዳንት ባይደን ሰነድ ስምምዕነት ቁፅፅር ኣፅዋር ኲናት ብህፁፅ ተግባራዊ ንክኸውን ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ባይደን ሰነድ ስምምዕነት ቁፅፅር ኣፅዋር ኲናት ብህፁፅ ተግባራዊ ንክኸውን ኣተሓሳሲቦም። ቤት ምኽሪ ሴናተራት ኣሜሪካ ኣብቲ ዝቐረበ ማዕቐፍ ስምምዕነት ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ። ስለዝኾነ እቶም ፕሬዚዳንት ኣውፃእቲ ሕጊ እቲ ስምምዕነት…

ኮንፈረንስ ሰላም ማሕበረሰብ ዓፋርን ዒሳ ሶማሌን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንፈረንስ ሰላም ማሕበረሰብ ዓፋርን ዒሳ ሶማሌን ኣብ ከተማ ኣዳማ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ ኣብ መንጎ ክልቲኦም ማሕበረሰብ ዘለዉ ዘይምርድዳእ ብዘተ ብምፍታሕ ዘላቒ ሰላም ንምምፃእ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ…

ውሩይ ድምፃዊ ዳዊት ነጋ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሩይ ድምፃዊ ዳዊት ነጋ ትማሊ 5 ሰነ 2014 ዓ.ም ሰዓታት ኣጋግዘ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ኣብ ከተማ መቐለ ተወሊዱ ዝዓበየን ዝተምሃረን ድምፃዊ ዳዊት ነጋ፥ ገና ወዲ 10 ዓመት እንከሎ ወለዱ ብሞት ከምዝተፈልይዎ ኣብ ሓደ ፕሮግራም ቴለቪዥን…