Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ሰፊሕ ወፍሪን ስጉምቲን ይውሰድ ኣሎ-ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ሰፊሕ ወፍሪን ስጉምቲን ይውሰድ ኣሎ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቲ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ብምግላፅ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ይሰዓር ምህላዉ ስዒቡ ስፍሓትን ኣቀማምጣ ህዝቢን…

500 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ዩሪያ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)500 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ዩሪያ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። 1 ሚሊየንን 105 ሺሕን 244 ኩንታል ድማ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብቲ ወደብ ክኣቲ ኢዩ ዘብል ትፅቢት ኣሎ። እቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ሓዊሱ…

ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ምዕራብ ወለጋን ጋምቤላን ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ዜጋታት ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ኣውጊዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼብኡ የካየድ ኣሎ። ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ምዕራብ ወለጋን ጋምቤላን ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ዜጋታት ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ኣውጊዞም። እቶም ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ፥ ኣብ ቀፃሊ ነቶም ግዳያት ብምድጋፍ…

ኣብ ዞባ መተከል ዝተረኸበ ሰላም ስዒቡ ኮንፈረንስታት ዕርቀ ሰላም ህዝቢ ምስ ህዝቢ ተጠናኺሮም ከምዝቐፀሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣብ ዞባ መተከል ዝተረኸበ ሰላም ስዒቡ ኮንፈረንስታት ዕርቀ ሰላም ህዝቢ ምስ ህዝቢ ተጠናኺሮም ከምዝቐፀሉ ተገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ሀንፀት ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ኣይተ ኣብዮት ኣልቦሮ፥ እቶም መድረኻት ኣብ ሓቂ ዘድሃቡ…

ቀረብ ቴክኖሎጂ ሕርሻ ዝድግፍ መርሃ ግብሪ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጭቡጥ ለውጢ ንምምፃእ ከምዝሓገዘ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀረብ ቴክኖሎጂ ሕርሻ ዝድግፍ መርሃ ግብሪ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ጭቡጥ ለውጢ ንምምፃእ ሓገዝ ከምዝገበረ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ኣኪንውሚ ኣዴሲና ኣብ ኣኼባ ሃገራት ጉጅለ 7 ብቪድዮ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ…

ሩስያ ስዊፍት ንምትካእ ዘሰናደአቶ ስርዓት መዐቀኒ ገንዘብ ንሃገራት ብሪክስ ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩስያ ስዊፍት ንምትካእ ዘሰናደአቶ ስርዓት መዐቀኒ ገንዘብ ንሃገራት ብሪክስ ድልዊ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት  ቭላድሚር  ፑቲን  ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ፑቲን፥  ትካላት ፋይናንስ ደቡብ ኣፍሪካ ፣ ብራዚል፣ ህንድን ቻይናን  ምስ መተሓላለፊ ገንዘብ ሃገረን…

ሰራዊትና ንኲናት እነዳልዎ ሰላም ብምፅላእ ዘይኮነስ ሰላም ንምርግጋፅ ኢዩ-ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊትና ንኲናት እነዳልዎ ሰላም ብምፅላእ ዘይኮነስ ሰላም ንምርግጋፅ ኢዩ ክብሉ ተወካሊ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ሓላፊ ዋና መምርሒ ምትሕብባር ሜካናይዝድን ሌተናል ጄኔራል ኣለምእሸት ደግፌ ገሊፆም። ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገርን…

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ከሰልጥኖም ዝፀንሐ ኣብረርቲ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ‘’ነብሪታት 2014’’ ብዝብል መሪሕ ቃል ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብሞያ በረራ  ከሰልጥኖም ዝፀንሐ ኣብረርቲ ኣመሪቑ። ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ "ኣናብር 2014" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘሰልጠኖም ኣብርረቲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ…

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝርከቡ ዜጋታት ናይ ምምላስ ትልሚ ክሳብ 40 ሚኢታዊት ምዕዋት ከምዝተኸኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝርከቡ ዜጋታት ናይ ምምላስ ትልሚ ክሳብ 40 ሚኢታዊት ምስኻዕ ከምዝተኸኣለ ዝተጣየሸ ብሄራዊ ኮሚቴ ኣፍሊጡ። 16 ቤት ዕዮታት መንግስቲ ዘካተተ ብሄራዊ ኮሚቴ ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ኣብ ፀገም ዘለዉ ዜጋታት ንምምላስ ኣብ…

ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼብኡ የካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼብኡ የካየድ ኣሎ። እቲ ማእኸላይ ኮሚቴ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታትን ስራሕቲ እቲ ፓርቲን ተዛቲዩ ኣብ ቀፃሊ ነዝፍፀሙ ተግባራት ኣንፈት ከቐምጥ ኢዩ ዘብል ትፅቢት ኣሎ። ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ ቅድሚ ክልተ…