ዝዓነዋ ኣብያተ ትምህርቲ መሊስካ ንምህናፅ ንዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ኤጀንሲ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጃፓን ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝዓነዋ ኣብያተ ትምህርቲ መሊስካ ንምህናፅ ንዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ኤጀንሲ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጃፓን(JICA) ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ትምህርቲ ፌዴሪኢ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ዋና ተወካሊ እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ካትሱኪ ሞሪሀራ ተዛቲዮም።…