Fana: At a Speed of Life!

ተወዳደርቲ መዛዘሚ ምዕራፍ 10 ፋና ላምሮት ተፈሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርባዕተ ተወዳደርቲ መዛዘሚ ምዕራፍ 10 ፋና ላምሮት ተፈሊጦም። እቶም ንናይ ፍፃመ ምዕራፍ ውድድር ዝሓለፉ ተወዳደርቲ፥ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ዝግበር ውድድር ተዓወትቲ ንምዃን ክነሓንሑ ኢዮም ተባሂሉ። ብሓፈሻ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ራብዓይ ደረጃ…

ነባርነቶም ኣብ ካናዳ ዝገበሩ ትዉልደ ኢትዮጵያ 9 ሚሊየን ብር ዘዉፅእ ናውቲ ሕክምና ንሆስፒታል ኮምቦልቻ ደገፍ ጌሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነባርነቶም ኣብ ካናዳ ዝገበሩ ትዉልደ ኢትዮጵያ 9 ሚሊየን ብር ዘዉፅእ ናውቲታት ሕክምና ንሆስፒታል ኮምቦልቻ ደገፍ ጌሮም። እቲ ድጋፍ ዘበርከቱ ኣይተ ከበደ ሃ/ማርያን ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝሓበርዎ፥ እቲ ናውቲ ሕክምና ምስ ስድራቤቶምን…

ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሕድሳት ቤት ማዘጋጃ ኣዲስ ኣበባን ፕሮጀክት 00 ዓድዋን ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ሕድሳት ቤት ማዘጋጃ ኣዲስ ኣበባን ፕሮጀክት 00 ዓድዋን ዑደት ኣሳሊጦም። ነቶም ፕሮጀክቲታት ዝመርሓ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ እቲ ቤት ምኽሪ ንምንቅስቓስ ለውጢ እታ ከተማ…

“ጋለሪ”ዕደና ኢትዮጵያ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚኒስቴር ዕደና ዝርከብ መራኣያ ዕደና ኢትዮጵያ(ጋለሪ) ተመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም። ሚኒስትር ማዕድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሰራሕተኛታት ደቂ ኣኒስቲዮ ጥራሕ ኣገልግሎት ዝህብ ቅርንጫፍ ኣብ ጅማ ከፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27  ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሰራሕተኛታት ደቂ ኣኒስቲዮ ጥራሕ ኣገልግሎት ዝህብ ቅርንጫፍ ኣብ ጅማ ከፊቱ። ፅሬትን ተበፃሕነትን ኣገልግሎቱ ዝሓሸ ንምግባር ዘኽእል ከምዝኾነ ድማ እቲ ባንኪ ገሊፁ። እቲ ባንኪ መሪቖም ዝኸፈቱ ኣካያዲ ስራሕ ጅማ…

ኣብ ጅማ ብዘተወለዐ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጅማ ትኛሊ ብዘተወለዐ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት ኣጋጢሙ እቲ ባርዕ ኣብቀበሌ በቾ ቦሬ ሰዓት 2:20 ምሸት ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ኣብ መንበሪ ኣባይቲን ግቢን ኣብ ልዕሊ ዝነበረ  ተሽከርካሪን  ባጃጃትን ጉድኣት ኣጋጢሙ።…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ካልኣይ ዙር ዝኣከቦም ልዕሊ 10 ሽሕ መፃሕፍቲ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ካልኣይ ዙር ዝኣከቦም ልዕሊ 10 ሽሕ መፃሕፍቲ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣረኪቡ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ርክክብ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ አድማሱ ዳምጠው፣ ምክትል ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣይተ…

ኮምሽን ጉምሩክ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ኣብ ትሑት ናብራ ንዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ንህንፀት ኣባይቲ ዝውዕል ድጋፍ 15 ሚሊየን ብር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምሽን ጉምሩክ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ኣብ ትሑት ናብራ ንዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ንህንፀት ኣባይቲ ዝውዕል ድጋፍ 15 ሚሊየን ብር ገይሩ። ኮሚሽነር ጉምሩክ ደበሌ ቃበታ ሎሚ መዓልቲ ነቲ ደገፍ ንከንቲባ ምምሕዳር…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ትግራይ ዝበፅሕ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምቅልጣፍ ዝግበር ፃዕሪ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምኽትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ትግራይ ዝበፅሕ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምቅልጣፍ ዝግበር ፃዕሪ ኣብ ክልል ዓፋር ኬላ ሰርዶ ብምርካብ ተዓዚቦም። ኣብቲ ዑደት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባን …

ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ብ105 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ 510 ሞተር ሳይክላት ንክልላት ኣከፋፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ብ105 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ 510 ሞተር ሳይክላት ንክልላት ኣከፋፊሉ። ኣብ ቤት ዕዮ ቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ርኽክብ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ዓውዲ መስተ ማይን ሳኒቴሽን ኣምባሳደር ኣስፋው ዲንጋሞ መፍትሕ…