ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን ሹመታትን ኣፅዲቑ Desta Mar 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን ሹመታትን በምፅዳቕ ተዛዚሙ። እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ክካየድ ዝፀንሐ እንትኸውን፥ ምምሕዳር ትካላት ልምዓት መንግስቲ ንምውሳን ኣብ ዝወፅአ ኣዋጅ ዘተ ብምግባር ኣፅዲቑ። እቲ ብኣብዘሓ…
ቢዝነስ ኩባንያ ትራንስፖርት ባሕሪ ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ነምውፋር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ Desta Mar 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ትራንስፖርት ባሕሪ ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ነምውፋር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ። ሪሞርቺያቶሪ ዩኒቲ ናይ ዝተብሃለ እቲ ኩባኒያ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ቅድመ ኢንቨስትመነት ገይሩ። እቲ ጉጅለ መስ ሚኒስተር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ካብ ወፃኢ ዝኣቲይ ፍሪያት ስርናይ ንምትካእ ክልላት ፃዕረን ክብ ኣብ ምባል ይርከባ-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Mar 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ምብራቕ ሸዋ ብናይ ሓጋይ መስኖ ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት የካይድ ኣሎ። ኣብቲ ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሓዊሱ፥ ዳይሬክተር ኣፈፃሚ ስራሕ ቦርድ ባንኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነዳዲን ተፈጥሮ ጋዝን ኢትዮጵያ ኣብ ረብሓ ምውዓል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ Desta Mar 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድን ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ነዳዲን ተፈጥሮ ጋዝን ኢትዮጵያ ኣብ ረብሓ ምውዓል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ኸቲሙ። እቲ ስምምዕነት ኔዘርላንድስ ስዌልን ኣሶሼት ኢንክን ምስ ዝተብሃለ ኩባንያ ኣሜሪካ ኢዩ ተፈሪሙ። እቲ ኩባኒያ ኣብ…
ቢዝነስ ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣብ ዘጠናኽረሉ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ Desta Mar 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ምስ ዳይሬክተር ኣፈፃሚ ስራሕ ቦርድ ባንኪ ዓለም እቲ ባንኪ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ደገፍ ኣብ ዘጠናኽረሉ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ኣካይዶም። ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ዶክተር ታውፊላ ንያማድዛቦ ምስ ሚኒስትር ገንዘብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክሊ ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን ኢትዮ-ቻይና ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ Desta Mar 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሊ ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን ኢትዮ-ቻይና ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብ ማዕቐፍ ፎረም ምትሕብባር ቻይና ኣፍሪካ ንቻይና ኣብ ዝቐረቡ ነባርን ሓደሽቲን ፕሮጀክትታት እውን ሰፊሕ ዘተ ከምዝተገበረ ተሓቢሩ። ኣብቲ ዘተ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ…
ጥዕና ኣብ ክልል ዓፋር ብኲናት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኮሌራ ይወሃብ ኣሎ Desta Mar 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ብኲናት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ክታበት መከላኸሊ ሕማም ኮሌራ ይወሃብ ኣሎ። ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ምስ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ዓፋር ብምትሕብባር ዕድሚኦም ልዕሊ ሓደ ዓመት ንዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ካብ 12…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናህሪ ዕዳጋ ብዝምልከት መንግስቲ ህፁፅ ስጉምቲ ክወሰድ ከምዘለዎ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፆም Desta Mar 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናህሪ ዕዳጋ ብዝምልከት መንግስቲ ህፁፅ ስጉምቲ ክወሰድ ከምዘለዎ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፆም። ነበርቲ እታ ከተማ ዝወከሉ ኣባላት ቤት ምኽሪ ምስ ዝመረፆም ህዝቢ ኣብ ዝተዛተይሉ እዋን ኢዮም እቶም ነበርቲ ነዚ ሕቶ ዘቕረቡ። ኣብዛ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጨፌ ኦሮሚያ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን መምርሒታትን ይዛተ ኣሎ Desta Mar 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን መምርሒታትን ይዛተ ኣሎ ። ኣባላት እቲ ጨፌ ምምሕዳት ትካላት ልምዓት መነግስቲ እቲ ክልል ንምድንጋግ ዝወፅአ ኣዋጅ፣ ባህላዊ ምትሕግጋዝ “ቡሳ ጎኖፋ” ነምጥንኻር ዝወፅአ ኣዋጅ፣ ኣዋጅ ጋሻ እቲ ሰርዓትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኦኬሎ ኝጌሎ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም Desta Mar 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኦኬሎ ኝጌሎ ኣብ መበል 58 ዕድሚኦም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ኣይተ ኦኬሎ ኝጌሎ ካብ 1989 ክሳብ 1995 ዓ.ም መበል ሳልሳይ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ብምዃነ ዘገልገሉ እንትኾኑ፥ ብዝሓደሮም…