Fana: At a Speed of Life!

ፍሬወይኒ ሃይሉ ሓዊሱ 4 ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብብርኪ ዓለም ናብ ዝካየድ ሻምፒዮና ቤልግሬድ ውድድር ፍፃመ ጒያ ውሽጢ ገዛ  ሓሊፎም

አዲስ አበባ፣ መጋቢት 10፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሬወይኒ ሃይሉ ሓዊሱ 3 ኢትዮጵያዊያን ኣትሊታት ብብርኪ ዓለም ናብ ዝካየድ ሻምፒዮና ቤልግሬድ 2022 ውድድር ፍፃመ ጒያ ውሽጢ ገዛ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ሓሊፎም። ብመሰረት እዚ ፍሬወይኒ ሃይሉን ሃብታም ኣለሙን ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኣብ…

ፕሬዚዳንት ፑቲን ቀንዲ ዕላማ ወተሃደራዊ ወፍሪ ሩሲያ ንዶንባስ ካብ ገበን ዘርኢ ምፅናት ምድሓን ኢዩ ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ቀንዲ ዕላማ ወተሃደራዊ ወፍሪ ሩሲያ ንዶንባስ ካብ ገበን ዘርኢ ምፅናት ምድሓን ኢዩ ክብሉ ተዛሪቦም። እቶም ፕሬዚዳንት  ኣብ ስታዲየም ሉዚን ብምርካብ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ወፍሪ ግዝኣታት ዶንባስ ዝኾና…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ መበል ሓምሻይ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ መበል ሓምሻይ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ብመሰረት እዚ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ዝተሳለጡ ለውጢታትን ዝተፈጠሩ ሓደሽቲ ዕድላትን ንምትእንጋድ፣ ሃገር ቦቀል ሪፎርም ኢኮኖሚን መሰታ…

ኣብ ቀረባ እዋን ዝተሾሙ ኣምባሳደራት ትልሚ ስራሕ 100 መዓልታት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ዝተሾሙ ኣምባሳደራት ኣብ ሰለስተ ኣዋረሕ ዝዓምዎም ትልሚ ስራሕ 100 መዓልታት ኣቕሪቦም። እቲ ትልሚ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነንን ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴንን ኣብ…

ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ወልድያ  234 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ወልድያ 234 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቶም ተምሃሮ 22 መስከረም 2014 ዓ.ም ከምረቑ ዝግበኦም ዝነበሩ እንትኾኑ፥ ብምኽኒያት ወራር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ትምህርቶም ተኣጓጒሉ ናይ መመረቒ ጊዜኦም ከምዝተናውሐ ተገሊፁ።…

ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ባንቻየሁ ድንገታ፥ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ መርግጋፅ ሰናይ ምምሕዳር፣ ልምዓት፣ ፍትሒ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ ኢለን። ኣብ ፅሬት ሀንፀት…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ህፁፅ ደገፍ ንምሃብ ዝዓለመ ምስ ዋና ዳይሬክተር ኢንተርናሽናል ኦክስፋም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ህፁፅ ደገፍ ንምሃብ ዝዓለመ ምስ ዋና ዳይሬክተር ኢንተርናሽናል ኦክስፋም ጋብሪኤላ ቡቸርን ተዛቲዮም። ድርቂ፣ ኮቪድ 19፣ ጎንፂን ምምዝባልን ኣብ…

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር መንግስቲ ኣምሓራ ህፁፅ ኣኼባ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር መንግስቲ ኣምሓራ መበል ዓስራይ ህፁፅ ኣኼብኡ የካየድ ኣሎ። እቲ ኣኼባ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ ዝመርሕዎ እንትኸውን፥ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ኢዩ ኣኼብኡ ጀሚሩ። 19 ለካቲት 2014 ዓ.ም ዝተሳለጠ ቃለ…

ኣብ ልዕሊ ክልተ ላዕለዎት ውልቀ ትካላት ትምህርቲ ናይ መአረምቲ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥሕሰት መምርሒ ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ ክልተ ላዕለዎት ውልቀ ትካላት ትምህርቲ ናይ መአረምቲ ስጉምቲ ተወሲዱ። በዓል መዚ ስልጠናን ትምህርቲን ስልጠናን ዝበፅሕሉ ሓበሬታታት ሕብረተሰብ መበገሲ ብምግባር ኣብተን ትካላት ብዘካየዶ ሃንደበታዊ ዑደት ተወሳኺ…

ህንፀት ትካል ወሳኒ ኣካል ከይዲ ለውጢ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ትካል ወሳኒ ኣካል ከይዲ ለውጢ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኮሚሽን ጉምሩክ ኢትዮጵያ ሰብ ማእኸል ብዝገበረ መልክዑ ንምምሕያሽ ዝፍፅሞ ዘሎ…