ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰብኣዊነትን ግደ ትካላት ሚዲያን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ Desta May 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስ ኣካላት ሚዲያ ኣብ ሰብኣዊነትን ግደ ትካላት ሚዲያን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ የካየድ ኣሎ። ዋና ፀሓፊ እቲ ማሕበር ኣይተ ጌታቸው ታኣ፥ ትካላት ሚዲያ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ካብ ምላሽ ሓደጋ ክሳብ ሰብኣዊ ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ትካላት ሰላምን ፀፅታን ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ይሳለጥ ኣሎ Desta May 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ምምሕዳራት ትካላት ሰላምን ፀፅታን ፌዴራልን ክልላትን ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ሚኒስቴር ሰላም ምስ ክልል ደቡብ ብምትሕብባር ዘሰናድኦ ኢዩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕንወት ኲናት ንምትራፍ ኩሉ ሰብ ንሰላም ቀዳምነት ክህብ ኣለዎ ክብሉ ፓርቲታት ፖለቲካ ሓቲቶም Desta May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕንወት ኲናት ንምትራፍ ኩሉ ሰብ ንሰላም ቀዳምነት ክህብ ኣለዎ ክብሉ ፓርቲታት ፖለቲካ ሓቲቶም። ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ትግራይ ህፃናት ሓዊሱ ብምግዳድ ናብ ኲናት ንክኣትዉ ይገብር ከምዘሎ ዘርእዩ ሓበሬታታት ዓለም ለኸ ትካላት የውፅኡ ዘለዉ…
ስፓርት ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ ኣብ ጂሮ ዲ’ኢታልያ ተዓዊቱ Desta May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል ዓስራይ መድረኽ ጂሮ ዲ'ኢታልያ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ። እቲ ወዲ 22 ዓመት ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ሎሚ መዓልቲ ካብ ፐስካራ ናብ ጀሲ ኣብ ዝተኻየደ 195 ኪሎ ሜትሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ተርኪን ዝተገበሩ ወተሃደራዊ ስምምዓት ኣፅዲቑ Desta May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ተርኪን ዝተገበሩ ወተሃደራዊ ስምምዓት ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘካየዶ መበል ሻውዓይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ መንጎ ጅክልቲአን ሃገራት ዝተገበረ ወተሃደራዊ ስምምዓት፣ ወተሃደራዊ ምትሕብባር ፋይናንስን ደገፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣሶሳ ብልዕሊ 19 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም Desta May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣሶሳ ብልዕሊ 19 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም። እቲ ገንዘብ፥ ምስ ትረስት ፈንድ ህፁፅ ግዜ ሕብረት ኣውሮፓን ዓለም ለኸ ኮሚቴ ኣድሕን ህይወት ብምትሕብባር ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ዝተረኸበ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 146 ዜጋታት ካብ የመን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)146 ኢትዮጵያዊያን ዜጋታት ካብ የመን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ መንጎ እቶም ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ እተን 15 ደቂ ኣንስቲዮ እንትኾና ሓሙሽተ ድማ ህፃናት ከምዝኾኑ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ደገፍ ስምምዕነት ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ተኸቲሙ Desta May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ደገፍ ስምምዕነት 1 ነጥቢ 02 ቢሊየን ብር ተኸቲሙ። እቲ ሓገዝ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝስርሑ ሰለስተ ፕሮጀክትታት ልምዓት ብገንዘብ ንምድጋፍ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ሓገዝ ገንዘብ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ኤርትራ ናይ ሓባር ረብሓ መሰረት ብምግባር ብምትሕብባር ንሰርሕ ኣለና-ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ኤርትራ ናይ ሓባር ረብሓ መሰረት ብምግባር ብምትሕብባር ንሰርሕ ኣለና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ልምዓት ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ኣጠናኺሩ ንምቕፃል ድልው ከምዝኾነ ገሊፁ Desta May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ኣጠናኺሩ ንምቕፃል ድልው ከምዝኾነ ገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ምስ ሓላፊ ጄነራል ዓለም ለኸ ምትሕብባር ዲፓርትመንት ኣሜሪካን ኣፍሪካን ቢያን ሺዩን ተዛቲዮም።…