ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሕንነት መገዲ ንምሕላው ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ወፍሪ ቁፅፅር ክካየድ ኢዩ Desta May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕንነት መገዲ ንምሕላው ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ወፍሪ ቁፅፅር ከምዝካየድ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ኣርባዕተ ክልላትን ከምዝጅመር ተገሊፁ። ኣገልግሎት ድሕንነት መገዲን ፈንድ መድንን ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ብብርኪ ሃገር ክሳብ ሐዚ ካብ ጳጉሜ ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅዕንቶታት ብፅንዓት ህዝቢ፣ ተሳትፎ ዲያስፖራን ዲፕሎማሲን ተፃዊርና ዝገደደ ፀገም እንተይበፅሐ ቀፂልና ኢና-ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮመነን ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣቕሪቦም። ኣብ ፀብፃቦም፥ እቲ ሚኒስቴር ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ንክኽበር፣ ልኡላውነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ዘለዋ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ Desta May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ዘለዋ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ዝፀንሐ ዲፕሎማሲያዊን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢን ኣለዋ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተግባር ፅሕተራ ኲናት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ናብ ሓደጋ ዘቃልዕ ኢዩ ክብሉ ምሁራን ገሊፆም Desta May 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ዳግም ናብ ኲናት ንምስዋር ይዳሎ ከምዘሎ ምሁራን ገሊፆም። እቶም ምሁራን ከምዝበልዎ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል እናተዘዋወረ ንህዝቢ ናብ ኲናት ንምስዋር የለዓዕል ከምዘሎ ዘርእዩ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕብረት ኣውሮፓ ኩባኒያታት ካብ ሩሲያ ዝገብርዎ ዕድጊት ጋዝ ንክቕፅሉ ኣብ ዝቐረበ ትልሚ ተስማዕሚዑ Desta May 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ዝተነበረ ማዕቐብ ብዘይፃረር መገዲ ኩባኒያታት ካብ ሩሲያ ዝገብርዎ ዕድጊት ጋዝ ንክቕፅሉ ኣብ ዝቐረበ ትልሚ ተስማዕሚዑ። ሰብ መዚ እቲ ሕብረት ብመሰረት ዝገበርዎ ስምምዕ፥ እቶም ኩባኒያይ ንዝገዝእዎ ጋዝ ኣቐዲሞም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ትልሚ 2015 ዓ.ም ብዝምልከት ዘተ ይካየድ ኣሎ Desta May 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ትልሚ 2015 ዓ.ም ብዝምልከት ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል ተረኺቦም። ኣብቲ መድረኽ ትልሚ ገፀር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህሊ ዴሞክራሲ ንክጉልብትን ዘላቒ ሰላም ንክነግስን ክንሰርሕ ኢና-ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን Desta May 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህሊ ዴሞክራሲ ንክጉልብትን ዘላቒ ሰላም ንክነግስን ክንሰርሕ ኢና ክብል ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣካላት ፈትሒ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ተዛቲዩ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣገኘሁ ተሻገር፥ እቲ…
ቴክኖሎጂ ሎም ንጎሆ ከውሊ ወርሒ (ግርደተ ወርሒ) ኣብ ኢትዮጵያ ተራእዩ Desta May 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎም ንጎሆ ከውሊ ወርሒ (ግርደተ ወርሒ) ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝተርኣየ ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦ እስፓሻልን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ምስ ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦ እስፓሻልን ኢትዮጵያ ከምኡውን ስፔስ ሳይንስ ሶሳይቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሓሰን ሼኽ ሞሓመድ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ብምዃን ተመሪፆም Desta May 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርላማ ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሓመድ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ንክኾኑ መሪፁ። ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ናይ መወዳእታ ኣወሃህባ ድምፂ ሓሰን ሼኽ ሞሓመድ ኣብ ስልጣን ንዝነበሩ መሓመድ ኣብዱላሂ ፋርማጆን ብምስዓር ኢዮም ተመሪፆም። ኣብቲ ምርጫ ሞሓመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሓዱሽ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta May 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሓዱሽ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሓመድ ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ምስ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ ሞሓመድ ንኢትዮጵያን ሶማሊያን ናይ ሓባር ዝኾኑ…