ውድብ ጥዕና ዓለም ፍቓድ እንተተውሃቦ እውን ናብ ትግራይ ዘጎዓዓዞ ሓገዝ ዘይምህላዉ ተረጋጊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ውድብ ጥዕና ዓለም 95 ሜትሪክ ቶን መድሓኒትን እታዎታት መድሓኒትን ናብ ትግራይ ንከጎዓዕዝ ፍቓድ እንተተውሃቦ እውን ክሳብ ሐዚ እታወታት መድሓኒት ምጉዕዓዝ ከምዘይጀመረ ካብ ብሄራዊ ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…